ኣብ ግንባር ወሎ ኣብ ዝነበረ ውግእ ኢትዮጵያውያን ዘይኮኑ ሓይሊታት ምስታፎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣረጋጊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግንባር ወሎ ኣብ ዝነበረ ውግእ ኢትዮጵያውያን ዘይኮኑ ሓይሊታት ምስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ምስታፎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣረጋጊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መብርሂ ሂቦም።…