Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝተዳለወ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ክቐርበሉ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ልዕሊ ሉኣላውነት ሃገር ዘንፀላለወ ሓደጋ ንምክልኻል ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝተዳለወ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ፅባሕ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብሕገ-መንግስቲ ፌዴሪኢ ዓንቀፅ 93/1 ናይ ወፃኢ ወራር እንተጋጥም…

ፀላኢ ብደምናን ኣዕፅምትናን ቀቢርና ክብሪ ኢትዮጵያ ክነረጋግፅ ኢና-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ሰሜን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ብድሕሪቱ ዝተወግኣሉ ቀዳማይ ዓመት ሎሚ መዓልቲ ይዝከር ኣሎ። ኣብ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ 24 ጥቅምቲ ንኢትዮጵያ ክብሉ ሰፈሮመን ቤተሰቦምን ብምሕዳግ ሃገሮም ካብ…

ዓዲ ቡኽራይ ማእኸል መሰልጠኒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሓይሊ ኣየር ተወቒዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢ ዓዲ ሃገራይ ዝርከብ ዓዲ ቡኽራይ ማእኸል መሰልጠኒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሓይሊ ኣየር ከምዝተወቕዐ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ማእኸል መሰልጠኒ ኣብዚ ሕዚ እዋን ንተግባር ግብረ ራዕዲ ዝመልመሎም ብዙሓት ዕጡቓት…

24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተፈፀመ ጨፍጫፍ ኣይንርስዖን-ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተፈፀመ ጨፍጫፍን ክሕደትን ፈፂምና ኣይንርስዖን ክብል ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ገሊፁ። ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት…

ክብሪ ንኢትዮጵያ ክብሉ ንዝተሰውኡ ጀጋኑና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ርሑቕ እንተተረሰዐ እኳ ዓሚ 24 ጥቅምቲ ኣብ ልዕሊ ጀጋኑ ሰራዊት ምክልኻል ዝተፈፀመ ግፍዒ ታሪኽ ፈፂሙ ዝርስዕ ኣይኮነን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥…

እዚ ሰሜን ብህወሓት ብድሕሪቱ ዝተወግአሉ ቀዳማይ ዓመት ይዝከር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ብድሕሪቱ ዝተወግአሉ ቀዳማይ ዓመት ይዝከር ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተረኺቦም፡፡ ከባቢኦም…

  ዕንቅፋትን ፈተናታትን ኣተዓናቒፎም ኣየትርፉናን – ቀ /ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)  ኣብ ፍፃመ ፀላእቲ ኢትዮጵያ ብልፅግና ኢትዮጵያን ክነበስር ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እኳደኣስ መሰጋገርቲ ድልድል ኮይኖም ከገልግሉና ኢኦም። ኣብ ዓለምና ቁልፊ ርካቦት ዝተረኸቡ፣ ዘገርሙ ቴክኖሎጂታት ዝተሰርሐን ፀገም…

ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቁፅሪ 5/2014

ኣብ ህልውና ሃገርን ሉኣላዊነትን ዘንፀላለወ ሓደጋ ንምክልኻል ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን መንግስቲ ህልውና ሃገር፣ ሉኣላዊነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ካብ ውሽጢ ይኹ ናይ ወፃኢ ፀላእቲ ናይ ምሕላው ሕጋዊ ይኹን ሞራላዊ ሓላፍነትን ግቡእ ከምዘለዎ ብምግንዛብ፤ ምንቅስቓስ ግበረ ራዕዲ ህወሓትን ራዕዳውያን…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ መላእ ሃገር ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ መላእ ሃገር ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጁ:: ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዴዎን ጢሞቴዎስ መግለፂ እናሃቡ ይርከቡ። ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ! ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ! መከላከያ ይደግፉ/ፋ! እዋናዊ ሓበሬታ…

ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ዝፈታተኑ ጉዳያት ዘየዳግም ሕጋዊ ስጉምቲ ምውሳድ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ዝፈታተኑ ጉዳያት ዘየዳግም ሕጋዊ ስጉምቲ ምውሳድ ከምዝጀመረ ናይ ሓባር ግብረ ሓይሊ ድሕንነትን ፀጥታን እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ምሕላው ብዝምልከት እቲ ግብረ ሓይሊ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥…