Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ስግግር ሱዳን ንኽዕወት ኢትዮጵያ እናሰጎመቶ ዝነበረት ቅዋም ኣጠናኺ ክትቅፅል ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሳምንታዊ መግለፂ ሂቦም፡፡ እቶም ኣቐባሊ ቃል ኣብ መግለፂኦም ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሱዳንን ኣብዚ ሰሙን ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሳለጡ ስራሕቲ ዲፕሎማሲን ዝምልከት መብርሂ ሂቦም። ምስ ሱዳን…

ኢትዮጵያ ኣብ ኣጎዋ ዘለዋ ተረባሕነት ንክትቅፅል ኤምባሲ ኣሜሪካ ሓገዝ ንክገብር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ኣጎዋ ዘለዋ ተረባሕነት ንክትቅፅል ኤምባሲ ኣሜሪካ ሓገዝ ንክገብር ተሓቲቱ። ኮምሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜ ምስ ላዕለዋይ በዓል ሞያ ንግዲ ኤምባሲ ኣሜሪካ ያሱኢ ፓይ ተዛቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ እቲ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ…

ፕሬዚዳንት ቱርኪ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መግለፂ ሓጎስ ልኢኾም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሴፕ ጣይፕ ኤርዶኻን ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መግለፂ ሓጎስ ልኢኾም። ፕሬዚዳንት ኤርዶሃን ኣብ መግለፂ ሓጎሶም፥ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ብምሻሞም ዝተሰመዖም ደስታ ገሊፆም። ኣብ ቀፃሊ ድማ ምስ…

ሱዳናውያን ፀገሞም ብናይ ባዕሎም ዓቕሚ ናይ ምፍታሕ ክእለት ኣለዎም ኢልና ነኣምን ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳናውያን ፀገሞም ብናይ ባዕሎም ዓቕሚ ናይ ምፍታሕ ክእለት ኣለዎም ኢሎም ከምዝኣምኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ብቋንቋ ዓረብ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ህዝቢን…

መቐለ ኲሓ ከባቢ ዝርከብ ትካል መሰልጠኒ ፍሉይ ሓይሊ ብሓይሊ ኣየር ተወቒዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ ኲሓ ከባቢ ዝርከብ ትካል መሰልጠኒ ፍሉይ ሓይሊ ሎሚ መዓልቲ ብሓይሊ ኣየር ተወቒዑ። እቲ ትካል ኣብዚ ሕዚ እዋን ብዙሓት ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ እናሰልጠኑሉ ዝርከብ ትካል ከምዝኾነ ካብ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዝረኸብናዮ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕባባር ሕብረት ኣውሮፓ ጁታ ኡርፒላይነን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕባባር ሕብረት ኣውሮፓ ጁታ ኡርፒላይነንን ምስ ፍሉይ ተወካሊ እቲ ሕብረት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዶክተር ኣንቴ ዌበርን ተዛቲዮም። ኮሚሽነር ጁታ…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ወፃኢ ዓዲ ምስ ዝነብሩ መራሕቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ተዛቲይም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኣሜሪካን ካናዳን ምስ ዝነብሩ መራሕቲ  ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ተዛቲይም። እቲ ዘተ ብቀንዱ፥ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታትን ኣብዚ ፈታኒ እዋን…

ፕሬዝደንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ኮሚሽነር ጁታ ኡርፒላይን ኣብ ቤት ፅሕፈተን ኣዘራሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝደንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ንኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምሕዝነት ሕብረት ኣውሮፓ ጁታ ኡርፒላይነን ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን ኣዘራሪበን። ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ብዛዕባ ዘሎ ዝፀንሐ ርክብ ኣመልኪተን ተዛቲየን። ኮሚሽነር…

ስጉምቲ ፀረ መጥቃዕቲ ጥምር ጦር ወገን መንጋ  ወራሪ መእተዊን መውፅእን የስእኖ ኣሎ-ኣገልግሎት  ኮሙኒኬሽን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)  ጀግና መከላከያ ሠራዊት ፌዴሪኢ፣ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራን ፋኖን ኣብ ወሎ ግንባር ኣብ ወረባቦ፣ ተሁለደሬ፣ ኩታበርን ደላንታን ብዝወሰድዎ ስጉምቲ ፀረ መጥቃዕቲ መንጋ  ወራሪ መእተዊን መውፅእን ከምዘስኣንዎን ልጩል ኪሳራ ከምዘብፅሑሉን ኣገልግሎት …

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ምርግጋእ ንኽፍጠር ንኹሎም ወገናት ፃውዒተ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሱዳን ኣድሂቡ መግለፂ ሂቡ፡፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ዝተፈጠሩ ፍፃመታት ብቐረባ እናተኸታተለ ከምዝኾነ ዝሓበረ እንትኸውን፥ እዚ ድማ ብፍላይ ኣብ ሞንጎ ህዝቢታት ክልቲአን ሃገራት ዝነበረ ጥንኩር ሕውነታዊ…