Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ፕሬዝደንት ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ፒተር ማውረር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝደንት ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ፒተር ማውረር ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳን ኣብ ፃንሒቶም፥ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምስ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ከይዲ ህንፀት ብሄራዊ ስታዲየም ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ከይዲ ህንፀት ብሄራዊ ስታዲየም ሎሚ መዓልቲ ተዘዋዊሮም ዑደት ገይሮም። ኣብ እዋን እቲ ዑደት ሓፈሻዊ ከይዲ ህንፀትን ዘጋጠሙ ፀጋማትን እቲ ስታዲየም ዝምልከት ብማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣማኻሪ እቲ ትካል ዶ/ር ኢንጅነር…

ኣብ ግምባር ምዕራብ ማይ ፀብሪ ዝርከብ መሰልጠኒን ዋና መወደቢ ሓይሊ ሰብን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብኣየር ተወቒዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግምባር ምዕራብ ማይ ፀብሪ ዝርከብ መሰልጠኒን ዋና መወደቢ ሓይሊ ሰብን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሎሚ መዓልቲ ብሓይሊ ኣየር ከምዝተወቕዐ ኣገልግሎት ኮሚዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

ኣብ ከባቢ ዓድዋ ዝርከብ፣ ፀላኢ ወታደራዊ ዕጥቂን ወታደራዊ ክዳውንቲን ኣመሳሲሉ ዘፍርየሉ ማእኸል ብሓይ፤ ኣየር ካብ ጥቕሚ ወፃእ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢ ዓድዋ ዝርከብ፣ ፀላኢ ወታደራዊ ዕጥቂን ወታደራዊ ክዳውንቲን ኣመሳሲሉ ዘፍርየሉ ማእኸል ሎሚ መዓልቲ ብደብዳብ ሓይሊ ኣየር ካብ ጥቕሚ ወፃእ ከምዝኾነ ብሓይሊ ኣየር ከምዝተወቕዐ ኣገልግሎት ኮሚዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እዋናዊ ሓበሬታ…

ኣብ ወሎ ናይ ጁንታ መወዳእታ ይቃረብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ 13 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ደቡብ ወሎ ቦሩ ሥላሴ ከባቢ ንጥኣት ተሰሊፉ ዝመፅአ ፀላኢ  ብመከላከያ ሠራዊት፣ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ፣ ሚሊሻን ፋኖን ጥምረት ተፀራሪጉ  ካብ መሳህል ናብ ማርዬ እናተወቕዐ ይሃድም ኣሎ። ናይቲ ከባቢ ህዝቢ ብሓደ ጊዘ ወፂኡ ምስ ሰራዊት ብምዃን…

ዘለናሉ እዋን ሓላፍነት ዜጋታት ዝሓትት ብምዃኑ ኩኡ ዜጋ ትፅቢት ዝግበረሉ ግደ ክዋፃእ ይግባእ-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 20 ዙርስነ ስርዓት ምረቓ ምልምል ሰልጠንቲ ፌዴራል ፓሊስለሚ ኣብ ጦላይ ተኻይዱ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣየተ ደመቀ መኮነን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…

ኣውሮፕላናት ረድኤት ካብ መቐለ ዝተመለሳ ኣብቲ ስፍራ ብዝርከቡ ተቖፃፀርቲ በረራ ፍቓድ ብዘይምርካበን ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2014 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ) ኣውሮፕላናት ረድኤት ትማሊ ካብ መቐለ ዝተመለሳ ብምኸኒያት ዝተገበረ መጥቃዕቲ ኣየር እንተይኮነስ ኣብቲ ስፍራ ብዝርከቡ ተቖፃፀርቲ በረራ ፍቓድ ብዘይምርካበን ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ኢትዮጵያ ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽን ሃንደበታዊ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢትዮጵያ ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽን /ኢቢሲ/ ሃንደበታዊ ዑደት ገይሮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዑደቶም፥ ኢቢሲ ኣብ ከይዲ ህንፀት ሃገር ግድኡ ንኽዋፃእ ሓቲቶም፡፡ ሰራሕተኛ ልኡኽቶ እቲ ትካል…

ምእመኑ ብፀሎት ንኽብርትዕ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብስእነት ሰላምን ዘይምርግጋዕን ምኽንያት ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታትን ድሕንነት ሃገርን እናበፅሐ ዝርከብ ጉድኣት ንኸብቅዕ ምእመኑ ፀሎትን ምሕፅንትኡን ንኸበርትዕ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪባ። ፓትሪያርክ ርእሰ ሊቃነ…

ሕብረተሰብ ሸሊኾም ዝኣትዉ ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ብምግላፅን ከባቢኡ ብንቕሓት ብምሕላውን ጠንካራ ደጀንነቱ ንክቕፅል ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ሸሊኾም ዝኣትዉ ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ብምግላፅን ከባቢኡ ብንቕሓት ብምሕላውን ጠንካራ ደጀንነቱ ንክቕፅል መንግስቲ ፃውዒት ኣቕሪቡ።   ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ከተማ…