ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀላኢ ብዝመረፆ ሜላ ውግእ ልዑል ክሳራ ይበፅሖ ኣሎ – ሚኒስቴር ምክልኻል Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝመረፆ ሜላ ውግእ ልዑል ክሳራ እናበፅሖ ከምዝኾነ ዳይሬክቶሬት ርክብ ህዝቢ ሚኒስቴር ምክልኻል ኣፍሊጡ። እቲ ዳይሬክቶሬት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ክዝሓበሮ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ህፃን ክሳብ በፃሓት ብምንቅስቓስ ዘለን ዘየለን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተኸፈተልና መጥቃዕቲ ንምምካት መፍትሒ ዝተዋደደ ወፍሪ ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ፌዴሪኢ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ መግለፂኡ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ጀሚሩ ኣለኒ ዝብሎ ሓይሊ ብምትእኽኻብ ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዘለዉ ግምባራት ሰፊሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሓቂ ኢትዮጵያ ንዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንምርዳእ ስራሕቲ ተሰሪሖም – ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሓቂ ኢትዮጵያ ንዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንምርዳእ ብዙሓት ስራሕቲ ከምዝተሰርሑ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትር ጉዳያትወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ተዛሪቦም። እቶም ኣቐባሊ ቃል ኣብ ዝሃቡዎ ሰሙናዊ መግለፂ፥ ሃገራት ምስ ኢትዮጵያ ሓቢረን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘካየዶም ደብዳባት ኣየር ዒላመኦም ዝወቕዑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘካየዶም ደብዳባት ኣየር ዒላማ ዝገበርዎ ህወሓት ጥራሕ ከምዝኾነን ዒለመኦም ዝወቕዑ ከምዝኾኑን ተገሊፁ። መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘካየዶም ደብዳባት ኣየር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ብዘይስምምዕነት ተበቲኑ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ብዘይስምምዕነት ምብታኑ ዝተወሰና ሃገራት ናይ ባዕለን ረብሓ ኣስሊሐን ዝገብርኡ ፅዕንቶ ካልኦት ሃገራት ተሓባበርቲ ዘይምዃነን ዘርኣየ ኢዩ ክብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲፕሎማታት ብሄራዊ ረብሓ እዛ ሃገር ንምኽባር ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ክሰርሑ ኣለለዎም Gebremariam Weldegerima Oct 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፤ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ንዲፕሎማታት፣ ሰራሕተኛታትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ብኽልተ ዙር ዘካየዶ ስልጠና ምዝዛሙ ስዒቡ መዕፀዊ መርሃ ግብሪ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ኣካይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተዓደሙ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢን ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካዊ ምሁር ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ኣሜሪካን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝፍፅመኦ ሽርሒ ኣቃሊዑ Gebremariam Weldegerima Oct 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ኣሜሪካን ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያ ንምእታው ዝገብረኦ ኢድ ኣእታውነትን ሻራን ብመረዳእታ ምምካትን ምቅላዕን ከምዝግባኣ ኣሜሪካዊ ተንታኒ ፖለቲካን ጋዜጠኛን ኣንድሪው ኮርይብኮ ገሊፁ። እቲ ተንታኒ “ውድብ ሕቡራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘብፅሖ መጥቃዕቲ ንምሽፋን ኣውያቱ ቀፂሉ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘብፅሖ መጥቃዕቲ ንምሽፋን ኣውያቱ ቀፂሉ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ 28 ሰነ 2020 ዓ.ም.ፈ መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ ጉጅለ ራዕዲ ዕድል ንምሃብ በይናዊ ደው ምባል ተኹሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝኸፈቶ ኲናት ኩሉ ወገን ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ኮይኑ ንኽምክት ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢታት ውጫሌን ጭፍራን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ 30 ዝኾኑ ንፁሃን ዜጋታት ከምዝቐተለ ተገሊፁ። መንግስቲ ዘመሓላለፎ ውሳነ በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ንደሓር ብምባል ምስ ህዝቢ ኣምሓራ ሐሳብ ከወራርድ ኢየ ብዝብል ኣብቲ ክልል ወራር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ኣብ ፋውንዴሽን ገባሪ ሰናይ ሓው ካሊድ ተረኺበን መኣዲ ኣካፊለን Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን በዓል መውሊድ ምኽንያት ብምግባር ፋውንዴሽን ገባሪ ሰናይ ሓው ካሊድ ንዝሕግዞም ጎደና ሓደር ዜጋታት መኣዲ ኣካፊለን። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ፥…