Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኢትዮጵያ 11 ሚኢታዊ ዓመታዊ በጀታ ንፅገና መሰረተ ልምዓት መገዲ ሰሊዓ ኢያ – ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤጂንግ ዝተጀመረ 2ይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ዘላቒ ትራንስፖርት መኽፈቲ መደረ ኣስሚዐን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ መደረአን፥ መሰረተ ልምዓት መገዲ ኣብ ሕርሻ ንዝተመስረተ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዓንዲ ሑቐን ቀንዲ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣልጄሪያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣልጄሪያ ራምታኔ ላማምራ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ ኣብ መንጎ ከልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብን ቀጠናዊ ጉዳያትን ብዝምልከት ተላዚቦም። ብተወሳኺ እተን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ መቂ ዝርከብ ፍርያት ፓፓያ ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ከተማ መቂ  ዝርከብ ፍርያት ፓፓያ ዑደት ገይሩ። ኣብቲ ዑደት ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ከንቲባታት ክልቲአን ምምሕዳር ከተማታትን ተረኺቦም፡፡ ኣፍረይቲ ፓፓያ ብመንግስቲ እቲ…

ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፈፃምቲ ስራሕ ዘለዋ ሓቂ ንምፍላጥ ክትጥቀመሉ ኢያ – ኣምባሳደር ዲና

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 39 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፈፃምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምሕላውን ዝሓዘቶ ሓቂ ንምፍላጥ ከምትጥቀመሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ገሊፆም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ስሩዕ ኣኼባ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ስሩዕ ኣኼባ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ ይሳተፉ ኣለዉ። እቲ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ እናተሳለጠ እንትኸውን፥ ኣብቲ ጉባኤ ድማ ኣቦ መንበር…

ብቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ሻሸመኔ ዝርከብ ክላስተር ኣዳጉራ ዐደት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ምዕራብ ኣርሲ ወረዳ ሻሸመኔ ዝርከብ ክላስተር ኣዳጉራ ዐደት ኣካይዱ። ኣብቲ ዑደት ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ከንቲባታት ክልቲአን ምምሕዳር ከተማታት ተረኺቦም፡፡ ብለይኩን ኣለም እዋናዊ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዞባ ኣርሲ ወረዳ ሄጦሳ ኣብ ዝለምዐ ስርናይ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምት፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ኣርሲ ወረዳ ሄጦሳ ኣብ ዝለምዐ ስርናይ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ። ኣብቲ ዑደት፥ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማሪያም ደሳለይ፣ ርእስ ምምሕሰዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ካልኦት ርእሳነ ምምሕዳራት…

ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኣብ ሰሜን ወሎን ጎንደርን ንዝነብሩ ወገናት ግቡእ ትኹረት ንኽህብ መንግስቲ ፀዊዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኣብ ሰሜን ወሎን ጎንደርን ንዝነብሩ ወገናት ግቡእ ትኹረት ንኽህብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ፀዊዑ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ መግለፂ ኣውፂኡ። ኣብ መግለፂኡ ድማ ህወሓት ንሰባት ብፍርሓትን ብድሌትን…

ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ነበር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ነበር ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ኣደም ፋራህ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ በቲ ምኽሪ እናተሳለጡ ዝፀንሑ ጉዳያትን ኣብ ቀፃሊ ትኹረት ዝደልዩ ቀንዲ ቀንዲ ዛዕባታትን ዘድሃበ ከምዝኾነ…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መበል 14 በዓል ሰንደቕ ዕላማ ኣኽቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)"ኣብ ሓዱሽ ምዕራፍ ብዝተማልአ ሉኡላዊነት ንብራኸ ሰንደቕ ዓላማና!" ብዝብል መሪሕ ቃል ኣመራርሓን ኣባላትን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መበል 14 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ኣኽቢሮም። ስለዝኾነ ድማ ኣባላት መምርሒ ሰራዊት እዚ ምዕራብ፣ ክፍለ ሰራዊት…