Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ዜጋታት ካብዚ ዝተሓተ ኣገልግሎት ኣይግበኦምን – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተጣየሸ ሓዱሽ መንግስቲ ዝተኻተቱ ሚኒስትራትን ሚኒስትር ዲኤታታትን ስልጠና ይወሃብ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብቲ ስልጠና ከምዝበሉዎ፥ ኣብቲ ሓዱሽ መንግስቲ ዝተኻተቱ ሚኒስትራትን ሚኒትር ዲኤታታትን ኣብዚ…

“ኣብ ሓዱሽ ምዕራፍ ብዝተማልአ ሉኡላዊነት ንብራኸ ሰንደቕ ዓላማና!” ብዝብል መሪሕ ቃል መበል 14 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ይኽበር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)"ኣብ ሓዱሽ ምዕራፍ ብዝተማልአ ሉኡላዊነት ንብራኸ ሰንደቕ ዓላማና!" ብዝብል መሪሕ ቃል መበል 14 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ኣብ ቀፅሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ክብረ በዓል ፕሬዚዳንት ፌዴሬኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ኣፈ ጉባኤ…

ብሓዱሽ መንግስቲ ንዝተሸሙ ሚኒስትራትን ላዕለዎት ኣመራርሓን ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብሓዱሽ መንግስቲ ንዝተሸሙ ሚኒስትራትን ላዕለዎት ኣመራርሓን ኣብ ኣካዳሚ ኣመራርሓ ልህቀት ኣፍሪካ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መኽፈቲ እቲ ስልጠና ተረኺቦም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ኣመራርሓ ብንፁህ ኢድን ብቕንዕናን…

መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ሎሚ መዓልቲ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ኣብ ሓዱሽ ምዕራፍ ብዝተማልአ ሉኡላዊነት ንብራኸ ሰንደቕ ዓላማና!" ብዝብል መሪሕ ቃል መበል 14 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ፅባሕ ክኽበር ኢዩ፡፡ ብመሰረት እዚ ኣብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከባ ኩለን መንግስታዊን ዘይመንግታዊን ትካላት፣…

መዓልቲ  ሰንደቕ ዓላማ ፅባሕ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) "ኣብ ሓዱሽ ምዕራፍ ብዝተማልአ ሉኡላዊነት ንሰንደቕ ዓላማና ከፍታ!" ብዝብል መሪሕ  ቃል መበል 14 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ፅባሕ ክኽበር ኢዩ፡፡ ብመሰረት እዚ ኣብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከባ ኩለን  መንግስታዊን  ዘይመንግታዊን…

ሓዱሽ ወለዶ ለውጢ ዘምፅእ እምበር ዝሓለፉ ስሕተታት ዝደግም ክኸውን የብሉን – ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓዱሽ ወለዶ ለውጢ ዘምፅእ እምበር ዝሓለፉ ስሕተታት ዝደግም ክኸውን የብሉን ክብላ ፕሬዝዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት እዚ ዝበላ፥ ኣብ መርሃ ግብሪ ምረቓ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝገበረኦ መደረ ኢዩ፡፡…

ኢትዮጵያ ሓዱሽ ምዕራ ታሪኽ ኣብ ዝጀመረትሉ እዋን ምምራቕኩም ተደራቢ ሓላፍነት ንኽህልወኩም ጉሩ ኢየ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንመበል 72 ግዘ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም  ልዕሊ 6 ሺሕ ተምሃሩኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፓርክ ወዳጅነት ኣመሪቑ። ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ኣካቢት ቦርድ ኣመራርሓ ስራሕ እቲ ዩኒቨርሲቲን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ንልዑል ሓላፍነት ቦታታት መንግስቲ ሽመታት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ዕለት ን22አን ቤት ዕዮታት ሚኒስቴርን ንቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ዲኤታታት ከምኡ እውን ንካልኦት ክልተ ትካላት ኮሚሽነራት ሾይሞም። ካብ ሞንጎ እቶም ተሸወምቲ ኣካላት ኣመራርሓ ተናሓናሕቲ…

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተረኸባሉ ተምሃሩኡ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተረኸባሉ ናይ 2013 ዓ.ም ተምሃሩኡ የመርቕ ኣሎ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ብስሩዕ፣ ብምሸታዊን ዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታትን ዘምሃሮም 6 ሺሕን 163 ተምሃሮ ኢዩ ንመበል 72 ግዘ እናመረቐ…

ትካላት ኣብ ኣጠቓቕማ ማሕበራዊ ሚዲያ ልዑል ጥንቃቐ ክገብሩ ይግባእ – ኤመደኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀላእቲ ኢትዮጵያን ህዝባን ተሓባበርቶም ካብ ውሽጢንፃኢን ኮይኖም ምህዳር ሳይቨር ብምጥቃም ኣብ ዝተፈላለዩ መሰረተ ልምዓታትን መስመራት ሓበሬታን ቐጥታ መጥቃዕቲ ንምፍፃም እናገበሩዎ ዝርከቡ ፈተነ ከምዘይተዓወተ ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን…