ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ምስጋና ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ጀሚሩ በዓል ሓዱሽ ዓመት፣ በዓል መስቀል፣ መዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔን ሆራ ኣርሰዴን፣ በዓል ምስረታ ሓዱሽ መንግስቲን ስነ-ስርዓት በዓል ሽመትን ብዘይ ፀገም ፀፅታ ከምዝተዛዘሙ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ በዓል ሽመት ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ዝተሳተፉ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ናብ ሃገሮም ምምላስ ጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በዓል ሽመት ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ተረኺቦም ኢዮም። ፕሬዚዳንት ጂቡቲ እስማኤል ኦማር ጊሌህ ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ በዓል ሽመት ተሳቲፎም ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ተሓሲቡ ዝነበረ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ናብ ፅባሕ ከምዝተዘዋወረ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ተሓሲቡ ዝነበረ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መርሃ ግብሪ ምፅቕ ሽመት ካቢኔ መንግስቲ ናብ ፅባሕ ከምዝተዘዋወረ ከምዝተዘዋወረ ካብቲ ባይቶ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሳታፊን መካተቲን ምህዳር ፖለቲካ ንኽህሉ ክንሰርሕ ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ስነ-ስርዓት በዓል ሽመቶም “ኣሳታፊን መካተቲን ምህዳር ፖለቲካ ንኽህሉ ክንሰርሕ ኢና” ክብሉ ተዛሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንዘበናት እናተኸዘኑ ዝመፅኡ ፀገማት ኢኮኖሚ ንምስዓር ብሓድነት ምልዓል ከምዝግባእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ካብ ዘዘመምበለትሉ ቅንዕ ትብለሉ እዋን ሕዚ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)”ኢትዮጵያ ካብ ዘዘመምበለትሉ ቅንዕ ትብለሉ እዋን ሕዚ ኢዩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኣብ ነዊሕ ዘበን ምምሕዳር ኢትዮጵያ ግልፂን ተኣማኒን መረፃ ብምክያድ ናብዚ ዕለት ብምብፃሕና እንኳዕ ደስ በለኩም ኢሎም፡፡ እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርከብ ዝኾት ኢትዮጵያ ሃገር ናፅነትን ምዕርነትን ኢያ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መደረ የስምዑ ኣለዉ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መደረኦም፥ ግልፂን ተኣማኒን መረፃ ብምክያድ ህዝባዊ ተቐባልነት ዘለዎ መንግስቲ ንምጥያሽ ዘብቀዐና ፈጣሪ የመስግኖ ኢሎም። ኣብ ህልውና ዘንፀላለወ ሓደጋ ንምምካት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ሽመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብድሙቕ ስነ-ስርዓት ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሽመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ብድሙቕ ስነ-ስርዓት ይካየድ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣደባባይ መስቀል እንትበፅሑ፥ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እታ ከተማ ብምምፃእ ኣብቲ ቦታ እናተፀበየ ዝነበረ ህዝቢ ብልዑል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ በዓል ሽመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 አዲስ አበባ፣ መስከረም 24፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ በዓል ሽመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣሕመድ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ብመሰረት እዚ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ጃን ሚኬል ሳማ ሉኮንዴ፣ ፕሬዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓፈሻዊ መኽፈቲ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽነን ፌዴሪኢተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ መኽፈቲ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽነን ፌዴሪኢተኻይዱ። ኣብቲ መኽፈቲ ጉባኤ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ መኸፈቲ መደረ ኣስሚዐን፡፡ እተን ፕሬዚዳንት ኣብ መደረአን፥ ዝሓለፈ ዓመት ብብዙሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስት ፌዴሪኢ ኮይኖም ተሸይሞም Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ መኽፈቲ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ እናተሳለጠ ይርከብ። ኣብቲ ጉባኤ ድማ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስት ፌዴሪኢ ኮይኖም ተሸይሞም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ቅድሚ ኣባላት እቲ ባይቶ ብምቕራብ ብፕሬዚዳንት ላዕለዋይ…