Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኮይኖም ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኮይኖም ተመሪፆም። እቶም ኣፈ ጉባኤ፥ ኣብ ቅድሚ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ብምቕራብ ብፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ኣይተ ታገሰ ጫፎ ንዋና ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኮይኖም ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ታገሰ ጫፎ ንዋና ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኮይኖም ተመሪፆም። እቶም ኣፈ ጉባኤ ኣብ ቅድሚ እቶም ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀሪቦም ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

ስነ-ስርዓት መኽፈቲ ሓበራዊ ኣኼባ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ፌዴራል ብህዝቢ ዝተመረፀን ብሓዱሽ መልክዕ ዝተወደበን መንግስቲ ምጥያሽ መንግስቲ ብብሄራዊ መዝሙር ኢትዮጵያ ተጀሚሩ:: እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ኦሊሴንጎ ኣባሳንጆ ኢትዮጵያ ኣብ እትገብሮ ሓዱሽ ምጥያሽ መንግስቲ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ናይጀሪያ ኦሊሴንጎ ኣባሳንጆ ኢትዮጵያ ኣብ እትገብሮ ሓዱሽ ምጥያሽ መንግስቲ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚደንት  ቦሌ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ እንትበፅሑ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን  ዶክተር ኣብርሃም በላይን…

ሓወይ ማኪ ሳል ናብ ኢትዮጵያ ብሰላም ብምምፅኦም ደስ ኢሉኒ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ሴኔጋል ሓወይ ማኪ ሳል ናብ ኢትዮጵያ ብሰላም ብምምፅኦም ደስ ኢሉኒ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም፡፡ መራሕቲ ዝተፈላላያ ሃገራት ኣጋይሽን ፅባሕ ኣብ ዝካየድ ምጥያሽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ይኣትዉ ኣለዉ።…

ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ሙሃሙዱ ቡሃሪ ፅባሕ ኣብ ዝካየድ ምስረታ ሓዱሽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ሙሃሙዱ ቡሃሪ ፅባሕ ኣብ ዝካየድ ምስረታ ሓዱሽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ካልኦት ላዕዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ በል ብምርከብ ኣቀባብላ…

ፕሬዚዳንት ሴኔጋል ማኪ ሳል ፅባሕ ኣብ ዝግበር ሓዱሽ ምስረታ መንግስቲ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሴኔጋል ማኪ ሳል ፅባሕ ኣብ ዝግበር ሓዱሽ ምስረታ መንግስቲ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ቀዳማይ  ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ እቶም ፕሬዚደንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ኣብቲ ኣቀባብል ስነ ስርዓት…

ኢሬቻ ብሰላማዊ ከነታት ንክኽበር ኣስተዋፅኦ ንዝገበርኩም ኩሉኹም ኢትዮጵያ ተመስግነኩም- ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ፍቕሪ ፣ ይቕሬታን ሓድነትን በዓል ዝኸነ  ኢሬቻ ኢሬቻ ብሰላማዊ ከነታት ንክኽበር ኣስተዋፅኦ ንዝገበርኩም ኩሉኹም ኢትዮጵያ ተመስግነኩም ክብሉ ቀዳማየ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። በዓለ ኢረቻ 2014 ዓ.ም በደሙቕ ኩነታት ኣኽቢርና ኢና…

ምጥያሽን መኽፈቲን ጉባኤ መበል ሻድሻይ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፅባሕ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ) ምጥያሽን መኽፈቲን ጉባኤ መበል ሻድሻይ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፌዴሪኢ ፅባሕ 24 መስከረም 2014 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ መኽፈቲ ጉባኤ  ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ፥ መኽፈቲ መደረ ከስምዓ ኢየን። ከይዲ እቲ ጉባኤ…

ፅባሕ ብብርኪ ፌዴራል ሓዱሽ መንግስቲ ካጣየሽ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ፌዴሪኢ ፅባሕ 24 መስከረም 2014 ዓ.ም ብብርኪ ፌዴራል ሓዱሽ መንግስቲ ካጣየሽ ኢዩ። ዓንቀፅ 58 ንኡስ ዓንቀፅ 2 ሕገ መንግስቲ ፌዴሪኢ፥ ብህዝቢ ዝተመረፀ ሓዱሽ ዝጣየሽ ባይቶ ወከሊቲ ህዝቢ ናይ ስራሕ ጊዜኡ ክጅምሮ…