Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ  ሚሊየናት ዝተሳተፉሉ  በዓል ሆራ ኣርሰዴ   ብሰላምን ዝተረጋገዐን መልክዑ ብዘይ ምንም ፀገም ፀጥታ ምዝዛሙ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መሰከረም፣2014 (ኤፍ ቢሲ)  ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ  ሚሊየናት ዝተሳተፉሉ  በዓል ሆራ ኣርሰዴ   ብሰላምን ዝተረጋገዐን መልክዑ ብዘይ ምንም ፀገም ፀጥታ ምዝዛሙ ኣፍሊጦም። ኣይተ ሽመልስ እቲ በዓል ብሰላም ምዝዛሙ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዝሃብዎ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኸበረ በዓል ኢሬቻ እዚ ዓመት ክብርታቱ ብዘሓለወ መልክዑ ተኸቢሩ ብሰላም ተዛዚሙ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። እተን ከንቲባ፥ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ብሰላም ንኽዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት ፀፅታ፣ ዕዱማት እቲ በዓልን ነበርቲ ከተማ ኣዲስ…

በዓል ሆራ ፊንፊኔ ኢሬቻ ብሰላም ከምእተዛዘመ ምምሕዳር ከተም ኣድስ ኣበባ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኸበረ በዓል ሆራ ፊንፊኔ ኢሬቻ ብዘይ ምንም ፀገም ፀፅታ ብሰላም ከምእተዛዘመ ከንቲባ ምምሕዳር ከተም ኣድስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ እቲ በዓል ብዝምልከት ንጋዜጠኛታት መግለፂ ዝሃባ እተን ከንቲባ፥ እቲ በዓል…

በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ባህላዊ ስርዓቱ ሓሊዩ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዘበን ንሳልሳይ ግዘ ዝኽበር በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ባህላዊ ስርዓቱ ሓሊዩ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ንምኽባር ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታትን ሓዊሱ ካብ ዝተፈላላያ ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ዝመፅኡ ክፋላት…

በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ይኽበር ኣሎ። በዓል ኢሬቻ ኣብ ሆራ ፊንፊኔ ንመበል ሳልሳይ ግዘ እናተኸበረ እንትኸውን፥ ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታትን ካልኦት ዕዱማት እቲ በዓልን ይሳተፉ ኣለዉ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ካብ ሃገር ንክወፅኡ ትእዛዝ ዝተውሃቦም ዜጋታት ወፃኢ ዓዲ ኣመልኪቱ ፈፂሞምዎ ዝበሎም ዘይሕጋዊ ተግባር ዕላዊ ገይሩ 

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ካብ ሃገር ንክወፅኡ ትእዛዝ ዝተውሃቦም ዜጋታት ወፃኢ ዓዲ ኣመልኪቱ ፈፂሞምዎ ዝበሎም ዘይሕጋዊ ተግባር ዕላዊ ገይሩ።  ኢቲ ሚኒስቴር ሎሚ ምሸት ኣብዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ትካላት ውሕመ ተቖፂሮም ካብ ስነ ምግባር…

ኣብ ዞባ መተከል ቀበሌ ኣልመሃል ዝርከብ ካምቦ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሙሉእ ብሙሉእ ዓንዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ መተከል ቀበሌ ኣልመሃል ፍሉይ ሽሙ መንደር ሽንኩር ዝርከብ ካምቦ ሰራዊት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝዓነወ ተገሊፁ። ኣብዚ ድማ 47 ኣባላት ግብረ ራዕዲ ከምዝተደምሰሱ ኣብቲ ከባቢ ናይ ዝርከብ ሰራዊት ኣመራርሓ ሻለቃ ዮሃንስ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር መልእኽ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር መልእኽ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽም፥ ህዝቢ ኦሮሞ ፍቕሪ፣ ሕውነትን ዕርቂን ብዘሃንፁ ባህላዊ ክብሪታት ዝማዕበለ ህዝቢ ከምዝኾነ ኣብሪሆመ፡፡…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሸሙ ኣምባሳደራት ደብዳቤ ሹመት ተቐቢለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሸሙ ኣምባሳደራት ደብዳቤ ሹመት ተቐቢለን። እተን ፕሬዚዳንት፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሸሙ ኣምባሳደራት ሃገራት ታይላንድ ፣ ኒውዝላንድ፣ ዴንማርክ፣ ጅቡቲ፣ አውስትራሊያ፣ ሕብረት ኣውሮፓ ህብረትን ግብፂን…

ካብ ሃገር ንኽወፅኡ ኣብ ዝተኣዘዙ ዜጋታት ወፃኢ ዝተወሰደ ስጉምቲ ሕጋዊነት ንምዕሳል ዝተወሰነ፤ ንካኻልኦት እውን ትምህርቲ ዝህብ ኢዩ – ኣምባሳደር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓለም ለኸ ትካላት ዝሰርሑን ካብ ዝተዋፈሩሉ ዕላማ ወፃእ ረብሓ ኢትዮጵያ ኣብ ዝጎድእ ተግባር ተዋፊሮም ዝተረኸቡን ሸውዓት ዜጋታት ወፃኢ ዝተወሰደ ስጉምቲ ሕጋዊነት ንምዕሳል ዝተወሰነ፤ ንካኻልኦት እውን ትምህርቲ ዝህብ ከምዝኾ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር…