Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

 “ኣገልጋሊነት ልዑል ክብሪ ኢዩ”-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጳጉሜን ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) “ኣገልጋሊነት ልዑል ክብሪ ኢዩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ሎሚ መዓልቲ ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ ኣገልጋሊነት ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ክብሪ ዝርከብ ካብ ምግልጋል ኢዩ። ፈጣሪ፣…

ወራሪ ጁንታ ህፃናትን ደቂ ኣኒስቲዮን ዓፋር እንተቐተለ እውን ንሕና ግን ህይወት ህዝቢ ትግራይ ነድሕን ኣለና-ክልል ዓፋር

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ዓፋር ወራሪ ጁንታ ኣብቲ ክልል ወረራ ብምፍፃም ህፃናትን ደቂ ኣኒስቲዮን ዓፋር እንተቐተለ እውን ንሕና ግን ህይወት ህዝቢ ትግራይ ነድሕን ኣለና ከብል ገሊፁ። ነዚ ድማ ንሓው ህዝቢ ትግራይ ክበሃል ህይወት ኣድሕን ሰብኣዊ ሓገዝ በቲ…

ኢትዮጵያዊነት ናይ ኢትዮጵያውያን መተኣሳሰሪ ማንነት ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊነት ናይ ኢትዮጵያውያን መተኣሳሰሪ ማንነት ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ቲዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ብዝሃ ባህል፣ ብዝሃ ቋንቋ፣ ብዝሃ እምነት፣ ብዝሃ…

መዓልቲ ኢትዮጵያውነት  ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ዝተረኸባሉ ብፓናል ዘተ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ኢትዮጵያውነት ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተረኸባሉ ብፓናል ዘተ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ናይ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፕሬዚዳንት ወይዘሮ መአዛ ኣሸናፊ፣ ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ፣ ሚኒስትራትን ካልኦት…

መዓልቲ ኢትዮጵያውነት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መዓልቲ ኢትዮጵያውነት ይኽበር ኣሎ። "ንክብሪ ኢትዮጵያ ደው ክብል ኢየ፤ ክዝምር ኢየ! " ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ዶክተር ኢንጅነር ስለሺ በቀለ ናይዚ ዓመት ሽልማት “በጎ ሰው” ሽልማት ኣሸነፊ  ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጅነር ስለሺ በቀለ ሓላፍነት ስራሕ መንግስቲ ብብቕዓት ብምውፃእ ናይዚ ዓመት ሽልማት "በጎ ሰው" ሽልማት ኣሸነፊ  ኮይኖም። እቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተረኸባሉ ሎሚ ኣብ ኣዲስ…

ስነ-ስርዓት ሽልማት “በጎ ሰው” እዚ ዓመት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ሽልማት “በጎ ሰው” እዚ ዓመት ፕሬዚዳናት ሳህለወርቅ ኣብ ዝተረኸባሉ ይካየድ ኣሎ። ን9ይ ግዘ እናተኻየደ ዝርከብ እቲ ሽልማት፥ ፕሬዚዳናት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ካልኦት ዕዱማት ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ይርከብ።…

ሰራዊት ምክልኻል ዝጀመሮ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ናይ ምድምሳስ ስራሕ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ዝጀመሮ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ናይ ምድምሳስ ስራሕ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ። በዚ ድማ እቲ ሰራዊት ሰፊሕ ስጉምቲ ፀረ መጥቃዕቲ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ሰራዊት ምክልኻል ኮሎኔል ጌትነት ኣዳነ ገሊፆም።…

ብግምባር ወሎ ሸሊኹ ኣቲዩ ዝነበረ ጉጅለ ጁንታ ተወቒዑ የሃድም ኣሎ – ብ/ጀ ሻምበል ፈረደ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግምባር ወሎ ሸሊኹ ኣቲዩ ዝነበረ ጉጅለ ጁንታ ተወቒዑ እናሃደመ ምዃኑ ብርጋዴር ጀነራል ሻምበል ፈረደ ተዛሪቦም። ጉጅለ እቲ ግብረ ራዕዲ ኣብ ግምባር ወሎ እናተወቕዐ እናሃደመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ጉጅለ ኣብዚ ሕዚ እዋን መጥቃዕቲ ኣብ…

መፃኢ ዘበን ብሩህ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኦሮሚያ ክልል ዞባ ምብራቕ ሸዋ ወረዳ ሉሜ መርሃ ግብሪ ምዝዛም ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣብ ዝተረኸብሉ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃግብሪ መፃኢ ዘበን ብሩህ ኢዩ ዝበሉ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ እንሸጋገሮን ዘይንኽእልን…