Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

4 ጳጉሜን መዓልቲ ጀግንነት

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ 4 ጳጉሜን “ጀጋኑ ሃገረይ ከኽብር ኢየ” ብዝብል መሪሕ ቓል መዓልቲ ጀግንነት ክኽበር ኢዩ። ኣብዚ መዓልቲ ብፍሉይ ብዋጋ ዘይትመን ናይ ህይወት መስዋእቲ እናኸፈሉ ሰላምን ክብሪን ሃገር ንምኽባር ደው ዝበሉ ጀጋኑ ሰራዊት ምክልኻል፣ ፖሊስ…

ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ኣብ ስዊዘርላንድ ኣብ ዝተኻደ  ውድድር ዳይመንድ ሊግ 5000 ሜትሮ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ

ኣደስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2003 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት በሪሁ ኣረገዊ ሎሚ ምሸት ኣብ ስዊዘርላንድ፣ ዙሪክ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ብ5000 ሜትሮ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ። ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ  ነቲ ውድድር ብ12:58.65  ሰዓት ብምዝዛም ቀዳማይ እንትወፅእ፥ ኣትሌት ዮሚፍ…

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ  ንመከላከያ ሰራዊት 60 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ ጳጉሜን 3፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ  ንመከላከያ ሰራዊት 60 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ። ነቲ ድጋፍ ዘረከቡ ናይቲ ዩኒቨርሲቲው ፕሬዚዳንት ፕሮፌሰር ጣሰው ወልደሃና÷ እቲ ድጋፍ ምምሕዳራዊ ወፃኢታት ብምቕናስን ካብ ሰራሕተኛታት ብምትእኽኻብን ከምዝኾነ ገሊፆም።…

ሰናይ ምግባር ናይ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ዘይኮነስ ናይ 365 መዓልታት ተግባር ኢዩ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰናይ ምግባር ናይ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ዘይኮነስ ናይ 365 መዓልታት ተግባር ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ወረዳ 8 ብምርካብ ንዓቕሚ ዘይብሎምን ኣረጋውያንን  መኣዲ ኣካፊለን።…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይን ጉጅለ ልኡኾምን ንሓደ መዓልቲ ዝፀንሕ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣክራ ጋና ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ንሓደ መዓልቲ ዝፀንሕ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣክራ ጋና ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ፃንሒቶም ምስ ፕሬዚደንት ናና ኣኩፎ-ኣዶን ክራኸቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ፍልፍል- ቤት ፅሕፈት…

ሰናይ ምግባር ኣብ ዝኾነ ይኹን ኩነታት፣ ቦታን ጊዘን ንህይወት ወዲ ሰብ ዘድሊ ነገር ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጵጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሰናይ ምግባር ኣብ ዝኾነ ይኹን ኩነታት፣ ቦታን ጊዘን ንህይወት ወዲ ሰብ ዘድሊ ነገር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም “ ሰናይ ምግባር ቅንዕናን ምሃብን ዝሓዘ ኢዩ” ኢሎም። ብተወሳኺ…

ሓይሊ ወራሪ ህወሓት ዝጨፍጨፎም ናይ ንፁሃን ሰባት ጅምላ መቓብራት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ወራሪ ህወሓት ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ወረዳ ዳባትን ጣቢያ ጭና ተክለ ሃይማኖትን ብዙሓት ንፁሃን ሰባት ብግፍዒ ከምዝዝጨፍጨፈ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን ክልል ኣምሓራ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ክልል ኣምሓራ ኣይተ ግዛቸው…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ  ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ሴኔጋል ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንሓደ መዓልቲ ዝፀንሕ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ሴኔጋል ኣምሪሖም። ፍልፍል፥ኢቢሲ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ቻይና ለውጢ ንብረት ኣየርን ብኽለት ከባቢን ንምፅዋር ዘለዋ ቆራፅነት ዝነኣድ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ለውጢ ንብረት ኣየርን ብኽለት ከባቢን ንምፅዋር ዘለዋ ቆራፅነት ዝነኣድ ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ቻይና “ኢነርጂ፣ ንብረት ኣየርን ከባቢን” ብዝል መሪሕ ቃል ኣብ ምንካይ ልቀት ካርበን ዘድሃበ ታዩኣን ኢነርጂ ትሑት ልምዓት…

ካብ ጳጉሜን ክሳብ ጳጉሜን ክንበፅሕ ኢና ብዝብል መሪሕ ቃል ልዕሊ 55 ሚሊየን ክፋላት ሕብረተሰብ ግንዛብ ምትሓዝ ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ጳጉሜን ክሳብ ጳጉሜን ክንበፅሕ ኢና ብዝብል መሪሕ ቃል ልዕሊ 55 ሚሊየን ክፋላት ሕብረተሰብ ግንዛብ ምትሓዝ ከምዝተኽኣለ ሚኒስቴር ትራንስፖርት ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 1…