Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ንኣፍሪካ ግዚኡ ሕዚ ኢዩ፣ ሓቢርና ካብ ጉድጓድ ድኽነት ብቕልጡፍ ክንወፅእ ንኽእል ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣፍሪካ ግዚኡ ሕዚ ኢዩ፣ ሓቢርና ካብ ጉድጓድ ድኽነት፣ ካብ ዘይምትእምማንን ክብሪን ካብ ለመናን ብቕልጡፍ ክንወፅእ ንኽእል ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ ትተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ኣብ…

ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ስርሑ ንምጅማር ድልዊ ከምዝኾነ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣  26 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ብመሰረት ምስ መንግስቲ ዝገበሮ ስምምዕነት ስርሑ ንምጅማር ድልዊ ከምዝኾነ ገሊፁ። ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ሓላፊነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማህበር ክሳብ ሐዚ ብዝፈፀሞ ተግባራትን ቀፀልቲ ኣንፈታትን በዝምልከት ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር…

ባንኪታት ካብ ዝእክበኦ ዝተፃረየ ዕቋር ኣብ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ንኸቐምጣ ዝግደዳሉ መጠን መጠባበቒ ካብ 5 ሚኢታዊ ናብ 10 ሚኢታዊ ክብ ክብል ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 1 መስከረም 2021 ጀሚሩ ባንኪታት ካብ ዝእክበኦ ዝተፃረየ ዕቋር ኣብ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ንኸቐምጣ ዝግደዳሉ መጠን መጠባበቒ ካብ 5 ሚኢታዊ ናብ 10 ሚኢታዊ ክብ ክብል ከምዝተወሰነ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ…

24 መስከረም መንግስቲ ከምዝጣየኝ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣  25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፥ መንግስቲ ፌዴሪኢ ሓምሻይ ዓመት ዘመን ስራሕ ዛዚሙ ሻድሻይ ዓመት ንምጅማር ምድላው ምዝዛሙ ገሊፆም። እቲ ቤት ምኽሪ 24 መስከረም 2013 ዓ.ም መነግስቲ ከምዘጣይሽ ተዛሪቦም። እቲ ቤት ምኽሪ…

ብግምባር ማይፀብሪ ናብ ጭናን ጫንቅን ዝኣተወ ሓይሊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተደምሲሱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግምባር ማይፀብሪ ናብ ጭናን ጫንቅን ዝኣተወ ሓይሊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ከምዝተደምሰሰ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ሰራዊት ምክልኻል እቲ ግምባር ገሊፆም። በቲ ከባቢ ኣትዩ ዝነበረ እቲ ሓይሊ ብዝተዋደደ መጥቃዕቲ ሰራዊት ምክልኻል ከምዝተደምሰሰ ገሊፆም።…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ጂቡቲ ኢስማኤል ኡመር ጌሌ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ጂቡቲ ኢስማኤል ኡመር ጌሌ ኣብ ከልቲኣዊ ጉዳያት ብስልኪ ተዛቲዮም። ታሪኻዊ ዝምድና ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘጠናኽሩ ጉዳያት በምድሃብ መልዛቦም ግዜኢ ፀብፂቡ። ኣብ ክሊ ቀጣናዊ ጉዳያት አወን…

ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ 7 ትካላት ክልተኣዊ ስምምዕነት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ ሽዱሽተ ሚኒስቴር ቤት ዕዮን ምስ ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘፈር ማሕበራትን ክልተኣዊ ሰነድ መረዳድኢ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ሰነድ መረዳድኢ ስምምዕነት ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ጌታሁን መኩሪያ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ እተን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኡጋንዳን ሩዋንዳን ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ኡጋንዳን ሩዋንዳን ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም። ኣብተን ሃገራት ንክልተ መዓልታት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብዝምልከት ምስ መራሕቲ እተን ሃገራት ዘተ…

ኣብ ትግራይ 7 ሺሕ ኣቢያተ ትምህርቲ ብኽፋልን ብሙሉእን ዓኒዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝኸፈቶ ኲናት ምኽንያት ኣብ ትግራይ 7 ሺሕ ኣቢያተ ትምህርቲ ብኽፋልን ሙሉእ ብሙሉእን ከምዝዓነዉ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ። እዚ ዝተገለፀ ሃገር ለኸ ሓፈሻዊ ዓመታዊ ጉባኤ ዓውዲ ትምህርቲ እናተሳለጠ ኣብ ዝርከበሉ እዋን ኢዩ።…

ቀ/ሚ ኣቢይ ብኣትሌት ያለምዘርፍ ብዝተመዝገበ ውፅኢት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣  24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ውድድር ኣትሌቲክስ ፍርቂ ማራቶን ዓለም ክብረ ወሰን ንዘመዝገበት ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ናይ እንኳዕ ደስ በለኪ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር “ ጓል ኢትዮጵያ ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ኣብ…