ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ሩዋንዳ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኪጋሊ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት፥ ምስ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ፖል ካጋሚ ከምዝዛተዩ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ፕሬዚዳንት ዩዌሪ ሙሴቪኒ ንዝገበሩሎም ድሙቕ ኣቀባብላ ኣመስጊኖም Gebremariam Weldegerima Aug 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሬዚዳንት ዩጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቪኒ ንዝገበሩሎም ድሙቕ ኣቀባብላ ኣመስጊኖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ናብ ኡጋንዳ ኣቲዮም ይርከቡ፡፡ ኣብ ዑደቶም ድማ ምስ ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጁንታ ህወሓት ህዝቢ ትግራይ ሓገዝ ንከይረክብ ብምግባር ፀላእነቱ ኣረጋጊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2023(ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ጁንታ ህወሓት ህዝቢ ትግራይ ሓገዝ ንከይረክብ ብምግባር ፀላእነቱ ኣረጋጊፁ ክብሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ናይ ተግራይ ተወለድቲ ተዛሪቦም። ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ሎሚ መዓልቲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣብቲ ክፍለ ከተማ ምስ ዝነብሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዋጋ ክራይ ገዛ ምውሳኽ ይኹን ተኻራዪ ካብ ገዛ ምውፃእ ን90 መዓልታት ተኸልኪሉ Gebremariam Weldegerima Aug 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዋጋ ክራይ ገዛ ምውሳኽ ይኹን ተኻራዪ ካብ ገዛ ምውፃእ ን90 መዓልታት ከምዝተኸልከለ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ካብ ቀረባ እዋን ጀሚሩ ኣብታ ከተማ ናህሪ ናብራ የውስኽ ከምዘሎ ዘዘኻኸረ እቲ ምምሕዳር፥ እዚ ድማ ዘእምንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ከባቢ ኣዋሬ ዘሐደስዎ ናይ ዓቕሚ ዘይብሎም ገዛ ኣረኪቦም Gebremariam Weldegerima Aug 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ከባቢ ኣዋሬ ዘሐደስዎ ናይ ዓቕሚ ዘይብሎም መንበሪ ገዛ ሎሚ መዓልቲ ኣረኪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ቅድሚ ሓሙሽተ ሰሙን ዓመታዊ መርሃ ግብሪ ምሕዳስ ገዛ ምጅማሮም ይዝከር። ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ልኡል ስዑዲ ዓረብ ብስልኪ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ልኡል ስዑዲዓረብ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ምክልኻል እታ ሃገርን ሞሃመድ ቢን ሳልማን ቢን ኣብዱልኣዚዝ ብስልኪ ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ኣብ ክልቲኣዊን ናይ ሓባር ጉዳያትን ምልዛቦም ጋዜጣ ስዑዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ንኸፍስሱ ዘበረታትዑ ምምሕያሻት ፖሊሲ ተገይሮም ኢዮም – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንኽገብሩ ዘበረታትዑ ምምሕያሻት ፖሊሲ ከምዝተገበረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ጉባኤ ምትሕብባር ኢንቨስትመንት ጀርመን-ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ብኣካቢነት መራሂተ መንግስቲ ጀርመን ኣንጌላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ብስልኪ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ዶክተር ሱብራማንያ ጄይሻንካር ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥ ህንዲ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ንኢትዮጵያ እትህቦ ዘላ ኣብ መትከል ዝተደረኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ውሽጣዊ ፀገማ ብናይ ባዕላ ዓቕሚ ክትፈትሕ ይግባእ-ኣባል ሃገራት ቤት ምኽሪ ፀፅታ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ውሽጣዊ ፀገማ ብናይ ባዕላ ዓቕሚ ክትፈትሕ ይግባእ ክብላ ኣባል ሃገራት ቤት ምኽሪ ፀፅታ ገሊፀን። ቀወምቲን ተቐያየርቲን ኣባል ሃገራት ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኣብ ዝዘተየ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኢትዮጵያ ናይ ባዕላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሕገ-መንግሥታዊ ስርዓት ንምሕላው እትገብሮ ፃዕሪ ዝነኣድ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳልቫኪር Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሕገ-መንግሥታዊ ስርዓት ንምሕላው እትገብሮ ፃዕሪ ዝነኣድ ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት ገሊፆም። ሓላፊት ቋንቋታት ወፃኢን ዲጂታል ሚዲያን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ…