ስርዓት ርክብ መንግስታት ፌዴሪኢ ንምውሳን ዝተጣየሸ መድረኽ ርክብ ኣፈፀምቲ ሕጊ መንግስታት ፌዴራልን ክልልን ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ርክብ መንግስታት ፌዴሪኢ ንምውሳን ብመሰረት ዝወፅአ ኣዋጅ ቁፅሪ 1231/2013 ዝተጣየሸ መድረኽ ርክብ ኣፈፀምቲ ሕጊ መንግስታት ፌዴራልን ክልልን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ኣብ ከተማ ባህርዳር ይዛተ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ቀዳማይ…