ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወራር ካብ ዝሓዞም ከባቢታት ብህፁፅ ይውፃእ – ተወለድቲ ትግራይ Gebremariam Weldegerima Oct 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወራር ካብ ዝሓዞም ከባቢታት ብህፁፅ ለቒቑ ንኽወፅ ኣብ ክልል ዓፋር ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ሓቲቶም። ኣብ ከተማታት ሰመራን ሎጊያን ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኸፈቶ ኲናት ዝኹንን ሰላማዊ ሰልፊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መበል 11 ክልል ብምዃን ንክውደብ ወሲኑ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፤ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መበል 11 ክልል ብምዃን ንክውደብ ወሲኑ። እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ መበል ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ቀዳማይ ዓመት ጊዘ ስራሕ ቀዳማይ ህፁፅ ኣኼባ፥ ህዝበ ውሳነ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መርሚሩ ኣፅዲቑ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደሴ ንምሓዝ ተሃንዲዱ ዝመፅአ ወራሪ ሓይሊ ብምምካት ዘኹርዕ ተጋድሎ ይፍፀም ኣሎ- ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ) ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣብ እዋናዊ ሀገራዊ ኩነታትብምድሃብ መግለፂ ሂቡ። ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር እናተመርሐ ወራሪ ጉጅለ ራዕዲን ዘሰለፎ መንጋን እናመከተ ዝርከብ መላእ ሓይሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንክልተ ዓመት ዝኸውን ቀለብ ካብ ክልል ኣምሓራ ንምእካብ ተሊሙ ይንቀሳቐስ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንክልተ ዓመት ዝኸውን ቀለብ ካብ ክልል ኣምሓራ ንምእካብ ተሊሙ ይንቀሳቐስ ኣሎ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒክሽን መንግስቲ ገሊፁ። ኣገልግሎት ኮሚኒክሽን መንግስቲ ሎሚ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ንዝሓለፉ ተኸታተልቲ መዓልታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣብ ህዝበ ውሳነ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሎሚ ውሳነ ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ህዝበ ውሳነ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መሰረት ብምግባር ሎሚ ውሳነ ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ኣብ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ሓሙሽተ ዞባታትን ሓንቲ ወረዳን ባዕሎም ክኢሎም ብኽልልነት ንምውዳብ ህዝበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ምስ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ምስ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ሳሚ ጃማል ኣብዱላህ ተዛቲዮም። ኣይተ ታገሰ ኣብ ዘተኦም፥ ክልተአን ሃገራት ዝፀንሐን ነዊሕ ታሪኽ ዘለወንን ሃገራት ስለዝኾና፥ ብኹለመዳይ ዓውዲታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣፅዋሩ እንትውድእ ብመልሓሱ ምትኳስ ጀሚሩ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣፅዋሩ እንትውድእ ብመልሓሱ ምትኳስ ከምዝጀመረ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ኣብዚ ሰሙን ብዝበፅሖ ከቢድ ውቅዒት ካብ ዝተበታተነ ወራሪ ሓይሊ፥ ብኣፃብዕቲ ዝቑፀሩ ብኣንፈት ቦሩ ሜዳ ኣብ ሩባታት፣ ጣሻታትን ገደላትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣብ ህዝበ ውሳነ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ፅባሕ ውሳነ ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ህዝበ ውሳነ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መሰረት ብምግባር ፅባሕ ውሳነ ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ኣብ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ሓሙሽተ ዞባታትን ሓንቲ ወረዳን ባዕሎም ክኢሎም ብኽልልነት ንምውዳብ ህዝበ ውሳነ ኣካዪሮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብብርኪ ሃገር መንግስታት ፌዴራልን ክልልን መድረኽ ርክብ ኣፈፀምቲ ሕጊ ዝተመሓላለፈ መግለፂ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝፈፀሞ ተግባር ግብረ ራዕዲ ንምክልኻል ብዛዕባ ዝኽእለሉ ኩነታት ዘተ ብምግባር፣ ብብርኪ ሃገር መንግስታት ፌዴራልን ክልልን መድረኽ ርክብ ኣፈፀምቲ ሕጊ ዝተመሓላለፈ መግለፂ! ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ስዊዘርላንድ ንቀ/ሚ ኣቢይ ናይ እንኳዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ስዊዘርላንድ ቡር ጋይ ፓርሜሊን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብምምራፆም ናይ እንኳዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ታሕጓስ፥ ኣብ ቀፃሊ ክልቲአን ሃገራት በዝበለፀ ኣብ ዘጠናኽሩ…