ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝጣየሽ ሓዱሽ ፓርላማ ውፅኢታዊ ንኽኸውን ዝሕግዝ ቤት ፅሕፈት ክህሉ ይግባእ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝጣየሽ ሓዱሽ ፓርላማ ውፅኢታዊ ንኽኸውን ዝሕግዝ ቤት ፅሕፈት ክህሉ ይግባእ ተባሂሉ። ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ዝተኻየደ መድረኽ ዘተ፥ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፣ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ወይዘሮ ሽታየ ምናለ ሓዊሱ ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ መሓመድ ፋርማጆ ንቀ/ሚ ኣቢይ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በሎም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jul 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ መሓመድ ፋርማጆ ንቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በሎም ኣመሓላሊፎም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መልእኽቶም፥ “ቀዳማይ ሚኒስትር ዳግም ካብ ህዝቢ ኢትዮጵያ ተቐባልነት ብምርካቦም ዕንኳዕ ደስ በሎም” ኢሎም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ውፅኢት ምርጫ ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ውፅኢት ምርጫ ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንህዝቢ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ህዝቢ ዴሞክራሲያዊ ብዝኾነ መገዲ ብናፃ ፍቓዱ ዝመረፆ መንግስቲ ንክህልዎ ብዙሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ ምርጫ እዚ ምርጫ ኣብ ፈታኒ ኩነታት ብምዃን ኢዩ ፈፂሙዎ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ ምርጫ እዚ ምርጫ ኣብ ፈታኒ ኩነታት ብምዃን ኢዩ ፈፂሙዎ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ተዛሪበን። ምንጋዕ ፀፅታ፣ ኮቪድ 19፣ ኣብ ትግራይ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ፈታኒ እኳ እንተኾነ ብዝሓሸ ምፍፃም ተኻኢሉ ኢዩ ኢለን። እቲ ምርጫ ብሰላማዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ናብ ድሕሪት ዘይምለስ ትካል ምጥያሽ ተኸኢሉ ኢዩ-ወ/ት ብርቱኳን ሚደቅሳ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ናብ ድሕሪት ዘይምለስ ትካል ምጥያሽ ተኸኢሉ ኢዩ ክብላ ኣካቢት እቲ ቦርድ ወ/ት ብርቱኳን ሚደቅሳ ገሊፀን። እቲ ምርጫ ከም ሃገር ዝተምሃርናሉ ኢዩ እውን ኢለን። ግልፅነትን ተሓታትነትን ተግባርዊ ተገይሩ ኢዩ ኢለን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውፅኢት ምርጫ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት ምርጫ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዕላዊ ኮይኑ። እዚ ማለት ብዝረኸብዎ መቐመጢ ልክዕ እንትኸውን ብመሰረት እዚ ኣዲስ ኣበባ ብልፅግና 22፣ ውልቀ ተወዳዳሪ 1 ዓፋር ብልፅግና 6 ኣምሓራ ብልፅግና 114፣ ኣብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውፅኢት ምርጫ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ቤት ምኽሪ ክልል ዕላዊ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት ምርጫ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ቤት ምኽሪ ክልል ዕላዊ ተገይሩ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኣብ 10 ክልልት ምርጫ ኣዲስ ኣበባ ብልፅግና ስዒሩ። ዝሰዓሮ ቁፅሪ መቐመጢ 138 ኣብ ዓፋር 17 ክልላት ምርጫ፣ ኣርጎባ ህዝብ ዲሞክራሲያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ቦርድ ከምብሓዱሽ ተወዲቡ ናብ ስራሕ ንክኣቲ በጀት ብምምደብ መንግስቲን ቤት ምኽሪን ልዑል ግደ ነይሩዎም-ምክትል ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኣይተ ውብሸት ኣየለ ከይዲን ውፅኢትን ምርጫ ብዝምልከት መብርሂ ሂቦም። እቲ ቦርድ ከምብሓዱሽ ተወዲቡ ናብ ስራሕ ንክኣቲ በጀት ብምምደብ መንግስቲን ቤት ምኽሪን ልዑል ግደ ከምዝነበሮም ገልፆም። ፅዕንቶ ኮቪድ ከይዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውፅኢት ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ናይ ምፍላጥ መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ናይ ምፍላጥ መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣብቲ መርጫ ግደ ዝነበሮምን፣ ደገፍ ዝገበሩ መዳርግቲ ኣካላት ተረኺቦም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ 14 ሰነ 2013 ዓ.ም ምርጫ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ዘኽእል ኩነታት ንምጥዕዓም ቃል ምእታዎም ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ንኢዶም Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ዘኽእል ኩነታት ንምጥዕዓም ቃል ምእታዎም ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ንኢዶም። ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት…