ናብ ትግራይ ዝኣትዋን ካብ ትግራይ ዝወፅኣን ኣውሮፕላናት ፈለማ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ክዓርፋ ይግባእ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ዝኣትዋን ናብ ትግራይ ዝኣትዋን ካብ ትግራይ ናብ ወፃኢ ይኹን ናብ ውሽጢ ዓዲ ዝግበሩ ኩሎም በረራታት ፈለማ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ክዓርፋ ከምዝግባእ እዋናዊ መፃረዪ ኩነታት ገሊፁ።
መንግስቲ ኢትዮጵያ ውሳነ በይናዊ…