መስቀል ኣደባባይ ኩሉ ዝራኸበሉ፣ ብዙሕ ታሪክ ዘሕለፈ ናይ ኩላትና ኣደባባይ ኢዩ- ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መስቀል ኣደባባይ ኩሉ ዝራኸበሉ፣ ብዙሕ ታሪክ ዘሕለፈ ናይ ኩላትና ኣደባባይ ኢዩ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ነዚ ዝበሉ ብልዕሊ 2.5 ቢሊየን ብር ዝተሃነፀ ፕሮጀክት መስቀል ኣደባባይ እንትምርቑ ኢዩ።…