ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድልየት ዘለዎም ኣካላት ናብ ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ንክገብሩ ፍቓድ በረራ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ድልየት ዘለዎም ኣካላት ናብ ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ንክገብሩ ፍቓድ በረራ ሂቡ። መንግስቲ ኢትዮጵያ እቲ ፍቃድ ካብ ዝሓለፈ ዕለተ ሰኑይ ጀሚሩ ከምዝሃበ መፃረዪ መረዳእታ ህፁፅ ግዚ ኣዋጅ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፁ ፅሒፉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበረሰብ ዓለም ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘብፅሖ ዘሎ ኢሰብኣዊ ተግባር ንከውግዝ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዓለም ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘብፅሖ ዘሎ ኢሰብኣዊ ተግባር ንከውግዝ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሓቲቱ። ንፌዴራል መንግስቲ ተዂሲ ተናፀል ደው ንክብል ውሳነ ንክመሓላለፍ ሕቶ ዝቐረበ ህይወት ዜጋታት ካብ ሓደጋ ንምድሓን ከምዝኾነ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ዘካይዶ ኣኼባ ዝቃወም ሰልፊ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ግዝኣታት ኣሜሪካ ዝነብሩ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣድሂቡ ዘካይዶ ኣኼባ ብምቅዋም ኣብ ኒዮርክ ሰልፊ ከምዘካይዱ ተገሊፁ። ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ተሸላሚ ሜዳሊያ ዓቃቢ ሰላም ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jul 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ሱዳን ቦር ዝርከብ መበል 14 ሞተራይዝድ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ተሸላሚ ሜዳሊያ ዓቃቢ ሰላም ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኮይኑ። ምክትል ፎርስ ኮማንድ ዩናሚስ ሜጀር ጀነራል ኤም ዲ ማይን ኡላህ ቾድሪ ከምዝገለፁዎ፥ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ናይ ክብሪ ዶክተር ኣበበች ጎበና ኣብ ካቴድራል ቅድስት ስላሴ ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Jul 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ናይ ክብሪ ዶክተር ኣበበች ጎበና ኣብ ቤተ ክርስትያን ካቴድራል ቅድስት ስላሴ ተፈፂሙ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሊግ ዓረብ ኣብ ልዕሊ ህዳሰ ግድብ ዝገብሮ ኢድ ኣእታውነት ብምቅዋም ናብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ደብዳበ ፅሒፋ Gebremariam Weldegerima Jul 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ሃገራት ሊግ ዓረብ ኣብ ልዕሊ ህዳሰ ግድብ ዝገብሮኦ ኢድ ኣእታውነት ብምቅዋም ናብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ደብዳበ ፅሒፋ። እቲ ደብዳበ ሊግ ዓረብ ናብ ሓፈሻዊ ጉባኤን ቤት ምኽሪ ፀፅታን ውሕመ ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ…
ቢዝነስ ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት 4ጂ ኣብ 12 ከተማታታት ብዕሊ ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት ኢንቴርኔት 4ጂ ኣብ 12 ከተማታታት ብዕሊ ኣጀሚሩ። እቲ ኣገልግሎት ምጅማሩ ንሃገራዊ ዕብየትን ምዕባለን ልዕል ኣበርክቶ ከምዘለዎ ተገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም 561 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ንክኸውን ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል ሓምሻይ ዘበን ሻድሻይ ዓመት ዘበን ስራሕ ራብዓይ ፍሉይ ኣኼብኡ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብቲ ፍሉይ ኣኼባ ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ እቲ ባይቶ በጀት መንግስቲ ፌዴራል ዓመተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብሰላምን ምትሕብባርን ምልማዕ ትደሊ ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብሰላምን ምትሕብባርን ምልማዕ ትደሊ ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ንሰላም ዘድሊ ዋጋ ኩሉ ክንከፍል ኢና ኢሎም። ብግልፂ ዝረኣይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮቪድ ካብ ዘጋጥም ንደሓር ብብርኪ ሃገር 6 ነጥቢ 1 ሚኢታዊ ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ተራኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል ሓምሻይ ዘበን ሻድሻይ ዓመት ዘበን ስራሕ ራብዓይ ፍሉይ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምርካብ ኢኮኖሚ ብዝምልከት መብርሂ ሂቦም። ኣብዚ ሕዚ እዋን…