ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ኬንያ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬኒያታ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ዑደት ሓደ መዓልቲ ብምዝዛም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን ሰኒየሙዎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚደንት ኬኒያ ኡሁሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ልዕሊ 1 ሚሊየን ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮግራም ሴፍቲኔት ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ልዕሊ 1 ሚሊየን ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ሓምሻይ ዙር ፕሮግራም ሴፍቲኔት ክጅመር ኢዩ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ወይዘሮ ያስሚን ወሃብረቢ፥ እቲ ሓምሻይ ዙር ፕሮግራም ሴፍቲኔት ህዝቢ ካብ ዘለዎ ፀገም ንክወፅእ ዝሕግዝ ኢዩ ኢለን።…
ቢዝነስ ኣብ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ምስ ዝዋፈር ኩባኒያ ቴሌኮም ወግዓዊ ስነ ስርዓት ምንባር ክታም ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚደንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬንያታን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ምስ ዝዋፈር ኩባኒያ ቴሌኮም ወግዓዊ ስነ ስርዓት ምንባር ክታም ተኻይዱ። እቲ ስምምዕነት ኣወሃህባ ፍቓድ ስራሕ ኢዩ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኬንያታ ብምዃን ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬንያታ ብምዃን ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ መእታዎም ይዝከር። ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኣብ ፃንሒቶም ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡ ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኣብ ፃንሒቶም ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃፍቲ ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተወሳኺ ሓበሬታ ንኽግበር ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኾኑ ንብረታት ብኽራይ፣ ብምውክልናን ካልኦት መገዲታትን ተታሒዞም ዝርከቡ ሃፍቲታት ሓበሬታ ንኽቐርብ ላዕለዋይ ኣኽባሪ ሕጊ ፌዴራል ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣባላት ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት፥ ብሽሞም፣ ብስም ስድረኦምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ትግራይ ንሓረስቶት እታወታት ሕርሻ እናቕረበ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሓረስቶት ኣብ ስራሕቲ ሕርሻ ተዋፊሩ ንኸፍሪ መንግስቲ ኣድላዪ ዘበለ እታወት ሕርሻ እናቕረበ ከምዝኾነ ቢሮ ሕርሻ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ግዚያዊ ምምሕዳ ትግራይ ኣይተ ብርሃነ ኣርኣያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፌስቡክ ገፅ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ልዑል ተሳትፎ ካብ ዘለዎም ገፃት ሓደ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jun 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፅ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ልዑል ተሳትፎ ካብ ዘለዎም ማሕበራዊ ሚዲያ ገፅ መራሕቲ ዓለም ሓደ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ፌስቡክ ካብ ሞንጎ ዝጥቀሙ መራሕቲ ሃገራት ብዝተፈለየ ኩነታት ገፆም ብመጠን ተሳተፍቲ Interaction…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ፓርላማ ዝገበርዎ መደረ ዝሓዘ ”ኣሻራ” መፅሓፍ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፓርላማ ዝገበርዎ መደረ ዝሓዘ ''ኣሻራ'' መፅሓፍ ተመሪቑ። እቲ መፅሓፍ ብትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ዝተዳለወ እንትኸውን፥ ካብ 24 መጋቢት 2010 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ ኣብቲ ፓርላማ ዝገበርዎ መደረ ዝሓዘ ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ መቐለ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ሎሚ መዓልቲ ከምዝተጀመረ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ተወካት እቲ በሀት ፅሕፈት ወይዘሪት ገነት መብራህቱ ከምዝገለፀኦ፥ እቲ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ኣብ 32 መንግስታዊን 30…