ኣብ ልዕሊ ኣቕረብቲ ሰብኣዊ ደገፍ ክልተ ኢትዮጵያውያንን ሓንቲ ስዊድናዊትን መጥቃዕቲ ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተረፍ መረፍ ህወሓት ኣብ ዝንቀሳቐሰሉ ከባቢ ክልል ትግራይ ኣብ ልዕሊ ኣቕረብቲ ሰብኣዊ ደገፍ ክልተ ኢትዮጵያውያንን ሓንቲ ስዊድናዊትን መጥቃዕቲ ተፈፂሙ።
ዓቢይዓዲ ኣብ ዝተብሃለ ከባቢ ሰራሕተኛታት ጉጅለ ዶብ ኣልቦ ሓካይም ኣብ ለዕሊ ዝኾኑ ብሓይሊ…