ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ኣድሂቡ መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ኣድሂቡ መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። እቲ ኮሚሽን ነህዝቢ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ንመበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ እንቋዕ ኣብፀሐኩም ኢሉ። እቲ ከይዲ ምርጫ ካብ ዝጅመር ክሳብ ሐዚ ብትዕግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ክሳብ ሐዚ 65 ሺሕን 763 ኩንታል ምሩፅ ዘርኢ ዕድጊት ከምዝተፈፀመ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ክሳብ ሐዚ 65 ሺሕን 763 ኩንታል ምሩፅ ዘርኢ ዕድጊት ከምዝተፈፀመ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ካብ መንጎ እቲ ዝተዓደገ እቲ 55 ሺሕን 614 ኩንታል “ሰርቲፋይድ” ምሩፅ ዘርኢ እንትኸውን፥ እቲ ዝተረፈ ናይ ከባቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍ ንምጥንኻር ዘኽእል መምርሒ ተዳሊዩ Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍ ንምጥንኻር ዘኽእል መምርሒ ከምዝተዳለወ ጊዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ። ቤት ምኽሪ ፀፅታ እቲ ክልል ኣብ ዘዳለዎ ስርዓት ኣተገባብራ ተፍቲሽ ኬላ ብዝምልከት፥ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር ዶክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሓላፊ ጉጅለ ተዓዘብቲ መረፃ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብነበር ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ኦሊሴጉን ኦባሳንጆ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ተዓዘብቲ መረፃ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛቲየን። ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝተውፃእፅኡ እቶም ጉጅለ ተዓዘብቲ መረፃ፥ ልዕሊ 45 ኣባላት ከምዘለዉዎ ተገሊፁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ኢትዮጵያ ዝመክር ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ስዑድ ዓረብ ኣቕኒዑ Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ኢትዮጵያ ዝመክር ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ስዑድ ዓረብ ኣቕኒዑ። ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን መዳርግቲ ኣካላትን ዝተውፃእፀአ ልኡኽ ኢዩ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ኢትዮጵያ ንምዝታይ ናብ ስዑድ ዓረብ ኣቕኒዑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ኣብ ዝካየደሉ መዓልቲ ብኽፋል ክፍቲ ኮይኖም ክውዕሉ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ዝካየደሉ መዓልቲ ምስ መረፃ ዝተተሓሓዙን ህፁፅ ውሳነ ቤት ፍርዲ ዝሓቱ ጉዳያት ንምትእንጋድ ብኽፋል ክፍቲ ኮይኖም ከምዝውዕሉ ተገሊፁ። ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ማለት እውን ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፅቲ ኣድላዪ ጥንቃቐ ኮቪድ-19 ክገብሩ ከምዝግባእ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢዮጵያ ኣገንዚቡ Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ድምፂ ንመሃብ ናብ ጣቢያታት መረፃ ኣብ ዝኸዱሉ እዋን ኣድላዪ ጥንቃቐ ኮቪድ-19 ክገብሩ ከምዝግባእ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። ቦርድ መረፃ ንኣፈፀምቲ መረፃ ዝኸውን መከላኸሊ ኮቪድ-19 ምቕራቡ ዝገለፀ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲጂታል ዲፕሎማሲ ንምጥንኻር ዝዓለመ ማእኸል ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተጣይሹ Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግደ ሙሁራን ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ዘተ መርበብ ሓበሬታ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባን ብምትሕብባር ዘሰናድኡዎ ኢዩ፡፡ ምክትል ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝቕፅል ከይዲ ሃገራዊ መረፃ ንምዕዛብ ተዓዘብቲ ናብ ኢትዮጵያ የኣትዉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ሃገራዊ ሃገራዊ መረፃ ንምዕዛብ ተዓዘብቲ ናብ ኢትዮጵያ የኣትዉ ኣለዉ። ትማሊ ምሸት ነበር ፕሬዚዳንትን ናይጄሪያንኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ሓላፊ ጉጅለ ተዓዘብቲ መረፃ ዝኾኑ ኦሊሴጎን ኦባሳንጆ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተዉ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ህንፀት ሰላም ሃገር ርኢቶ ኣካላት ድሕንነትን ፀፅታን ብዝብል ርእሲ ልዝብ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ጦር ምክልኻል ምስ ሚኒስትር ሰላም ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ብምትሕብባር “ኣብ ህንፀት ሰላም ሃገር ርኢቶ ኣካላት ድሕንነትን ፀፅታን” ብዝብል ርእሲ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ዋና መተሓባበሪ ስራሕቲ ህንፀት ሰራዊት ሌተናል…