ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኩሎም ጣቢያታት ምርጫ ስነ ስርዓት ምሃብ ድምፂ መረፅቲ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣብ ኩሎም ጣቢያታት ምርጫ ስነ ስርዓት ምሃብ ድምፂ መረፅቲ ተጀሚሩ ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኩሎም ጣቢያታት ምርጫ ስነ ስርዓት ምሃብ ድምፂ መረፅቲ ተጀሚሩ። ኣብ ከተማ ጅማን ኣጋሮን መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ድምፂ ምሃብ ዝተጀመረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃዋሳ ጣቢያ ምርጫ “ሂጣታ ዘጠኝ” ክብ ሰዓት 10 ለይቲ ጀሚሩ ክፍቲ ብምግባር ነፅበ ኣለና-ተዓዘብቲን ኣፈፀምቲን ምርጫ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃዋሳ ጣቢያ ምርጫ “ሂጣታ ዘጠኝ” ክብ ሰዓት 10 ለይቲ ጀሚሩ ክፍቲ ብምግባር ነፅበ ኣለና ክብሉ ተዓዘብቲን ኣፈፀምቲን ምርጫ ገሊፆም። ኣብታ ከተማ ቅድሚ ምርጫ ዝግበሩ መድላዋት ብምዝዛም ንመራፂ ህዝቢ ድሉዋት ከምዝኾኑ ኢዮም እቶም ርእይቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ድሕሪ ሒደት ደቓይቕ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊን ክልላዊን ምርጫ ድሕሪ ሒደት ደቓይቕ ክጅመር ኢዩ ነዚ ድማ መረፅቲ ካብ ሰዓት 10 ለይቲ ጀሚሩ ኣብ ሕድሕድ ጣቢያት ምርጫ ብምስላፍ ምኽፋት እቶም ጣቢያታት ይፅበ ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መውሃቢ ድምፂ ወረቓቕቲ ዝሓዙ ሰማያዊ ሳንዱቓት ተኸፊቶም ኣብ ዝተረኸቡለን ክልላት ፅባሕ መረፃ ኣይካየደለንን Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መውሃቢ ድምፂ ወረቓቕቲ ዝሓዙ ሰማያዊ ሳንዱቓት ተኸፊቶም ኣብ ዝተረኸቡለን ክልላት ፅባሕ መረፃ ከምዘይካየደለን ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ንሳተን ድማ ኣብ ክልል ኣምሓራ ክልል መረፃ ደምቢያን ተሁለደሬ 1ን 2ን፣ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ሰላማዊ ንኽኸውን ኣድላዪ ምድላው ብምዝዛም ናብ ስራሕ ምእታዉ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ሃገራዊ መረፃ ሰላማዊ ንኽኸውን ኣድላዪ ምድላው ብምዝዛም ናብ ስራሕ ምእታዉ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ንሕብረተሰብ ስግኣት ዝኾኑ ገበናት ንምልክልኻል ምስ መዳርግቲ ኣካላት እናሰርሐ ከምዝኾነ እውን ገሊፁ። 6ይ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅባሕ ንዝካየድ ሃገራዊ መረፃ እኹል ምድላው ተገይሩ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ንዝካየድ 6ይ ሃገራዊ መረፃ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። መእዘዚ ብሄራዊ ስትራቴጂ ድሕንነት መረፃ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዝተረኸቡሉ ሎሚ መዓልቲ ዘተ ኣካይዱ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ድማ ዜጋታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መዓልቲ መረፃ ክትትል ሰብኣዊ መሰላት ዝገብሩ ሰብ ሞያ ከምዘዋፈረ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዓልቲ መረፃ ክትትል ሰብኣዊ መሰላት ዝገብሩ ሰብ ሞያ ከምዘዋፈረ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን፥ ኣብ ዝተመሓየሸ መጣየሺ ኣዋጅ ዓንቀፅ 6 መሰረት ብምግባር ኣብ እዋን መረፃ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ክትትል ናይ ምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ሰላማዊ ኮይኑ ንክዛዘም ምድላው ከምዝገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሰነ፣ 2013 ፣ (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ሰላማዊ ኮይኑ ንክዛዘም ምድላው ከምዝገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ህዝቢ ስግኣት ግሕንነት ከይተሰመዖ ድምፁ ንክህብ ኣብ ሕድሕድ ጣብያ ምርጫ ብዝተዋደደ መገዲ ፅኑዑ ሓለዋ ንምግባር ሙሉእ ምድላው ከምዝተገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ መግለፂ ሰናይ ትምኒት ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መግለፂ ሰናይ ትምኒት ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ተሳሊጡ። እቲ መርሃ ግብሪ ብማይንድ ኢትዮጵያ ዝተሰናድአ እንትኸውን፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ካልኦት ኣመርርሓ ፓርቲታት ፖለቶካ፣ መራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ልዕሊ 700 ሺሕ ሰብ ክትባት መከላኸሊ ሕማም ኮሌራ ተኸቲቡ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 13 ወረዳታትን መዓስከራት ተመዛበልቲን ክልል ትግራይ ልዕሊ 700 ሺሕ ሰብ ክትባት መከላኸሊ ሕማም ኮሌራ ብመልክዕ ወፍሪ ተኸቲቡ። ኣቐባሊ ቃል ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ኣደዳ ሃይለስላስ፥ እቲ ክታበት ካብ 5 ሰነ 2013 ዓ.ም…