Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

መበል ካልኣይ ዙር ሓበራዊ ፖለቲካዊ ዘተ ኢትዮ-ብራዚል ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል ካልኣይ ዙር ሓበራዊ ፖለቲካዊ ዘተ ኢትዮ-ብራዚል ተሳሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ መኪ ኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴንን መሰተኦም ኣምባሳደር ብራዚል ኬኔት ዲኖሪንጋን ኣብ ዝተሳተፍሉ ዝተኻየደ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ከልላዊን…

ኣብ ትግራይ ዘመናዊ ዱኽዕን ምሩፅ ዘርእን ናብ መላእ ወረዳታት  ምብፃሕ ተጀመሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዘመናዊ ዱኽዕን ምሩፅ ዘርእን ናብ መላእ ወረዳታት  ምብፃሕ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ። እቲ ሎሚ መዓንቲ ናብ መላእ ወረዳታት  ምብፃሕ ዝተጀመረ ዘመናዊ ዱኽዒን ምሩፅ ዘርእን 32 ሽሕ ኩንታል እንትኸውን ፥ ካብ መቐለ ናብ መላእ ወረዳታት…

ትሽዓተ ሲቪል ማሕበራት ውሽጢ ሃገር መረፃ ንኽዕዘቡ ፍቓድ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጉንት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ትሽዓተ ሲቪል ማሕበራት ውሽጢ ሃገር መረፃ ንኽዕዘቡ ፍቓድ ከምዝሃቦም ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ መረፃ ኣብ ኢትዮጵያ “ኣዋጅ መረፃ፣ ምዝገባ ፓርቲታት ፖለቲካን ስነ-ምግባር መረፃን ቁፅሪ 1162/2012” ከምኡ እውን “መምርሒ…

ሓደሽቲ ኣተውቲ ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ክሳብ 30 ግንቦት ነናብ ዝተመደብሉ ንክኣትዉ ክግበር ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደሽቲ ኣተውቲ ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ክሳብ 30 ግንቦት 2013 ዓ.ም ነናብ ዝተመደብሉ ንክኣትዉ ክግበር ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። ሎሚ ዘበን ዝተውሃበ መመዘኒ ፈተና ካብ መንጎ ዝሓለፉ ለዕሊ 147 ሺሕ…

ኣመራርሓ ለውጢ ውፅኢታዊ ብዝኾነ ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት ሃገርና ምልማዕ ከምዝኽእል ኣረጋጊፁ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ኣመራርሓ ለውጢ ውፅኢታዊ ብዝኾነ ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት ሃገርና ምልማዕ ከምዝኽእል ኣረጋጊፁ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ኣመራርሓ ለውጢ፥ ሃፍቲ ሃገር ብምምዝማዝ እንትጓተቱ ዝነበሩ ዓበይቲ ብሄራዊ ፕሮጀክትታት ኣቀላጢፎም…

ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ዝተትሓዘሉ እዋን ክፍፀም ኢዩ-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተትሓዘሉ እዋን ክፍፀም ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተዛሪቦም። ኣብ ጎረባብቲ ሃገራትን ዓበይቲ ወሓዝቲ ሩባታትን ዝርከቡ ሚሲዮኖች…

ቦርድ መረፃ 6ይ ሃገራዊ መረፃ 14 ሰነ 2013 ዓ.ም ከምዝካየድ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ 28 ጉንበት ክካየድ ተሓሲቡ ዝነበረ 6ይ ሃገራዊ መረፃ 14 ሰነ 2013 ዓ.ም ከምዝካየድ ኣፍሊጡ። ከይዲ እቲ መረፃ ኣብ ኩሎም ምዝገባ መረፅቲ ኣብ ዝተዛዘመሎም ቦታታት ጥራሕ ክካየድ ኢዩ ተባሂሉ። ምስ ምዝገባ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኮይኖም ምስ ዝተሸሙ ሃሚድ ኑሩ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኮይኖም ምስ ዝተሸሙን ተፀዋዒ ሕብረት ኣፍሪካን ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካን ሃሚድ ኑሩ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ፕሮግራም…

ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ምንቅስቓስ ስራሕ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ኣብርሃም በላይ ሓፈሻዊ  ነባራዊ ኩነታትን ምንቅስቓስ ስራሕን ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ተዓዚቦም። እቲ ዑደት ቀፃሊ ኣንፈት ስራሕ ንምሃብ ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ። ዶ/ር ኣብርሃም ኣብ እዋን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ንክልተ ኦፕሬተራር ቴሌኮም ፍቓድ ንምሃብ ይስራሕ ብዛዕባ ዘሎ ስራሕቲ ብዝምልከት ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ኣማኻሪ ተዛቲዮም   

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንክልተ ኦፕሬተራር ቴሌኮም ፍቓድ ንምሃብ ይስራሕ ብዛዕባ ዘሎ ስራሕቲ ብዝምልከት ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ኣማኻሪ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ብፅሒት ኢትዮ ቴሌኮም ብኽፋል ናብ ውልቀ ንምዝዋር መስ ዝተጣየሸ ኣባላት ቤት ምኽሪ…