Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ንዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ብዛዕባ ሓምለዋይ ኣሰር ዓመተ 2013 መብርሂ ተዋሂቡዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣11  ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ንዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ብዛዕባ ሓምለዋይ ኣሰር ዓመተ 2013 መብርሂ ተዋሂቡዎም። ኣብቲ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝተውሃበ መብርሂ ብዙሓት ሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ዓዲ ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ።…

ሃገራዊ ምርድዳእ ንምፍጣር ሓድነት ኣብ ዘረጋግፁ ክብሪታት ትኹረት ምግባር ይግባእ-ሚኒስቴር ሰላም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንባት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ሃገራዊ ምርድዳእ ንምፍጣር ሓድነት ኣብ ዘረጋግፁ ክብሪታት ትኹረት ምግባር ይግባእ ከብላ ሚኒስትር ሰላም ሙፈሪሃት ካሚል ተዛሪበን። “ከይዲ ሽግግር ዴሞክራሲ፣ ብሄራዊ ምርድዳእ፣ ምርጫ 2013 ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሚኒስቴር ሰላም ዘሰናድኦ…

ግድብ ህዳሰ ኣብ ክራማት ቅድመ ምፍራይ ከምዝጅምር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ክራማት ቅድመ ምፍራይ ከምዝጅምር ተገሊፁ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ዝተፈላለዩ ትካላት ሃይማኖትን ሲቪክ ማሕበራትን ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ ተዛቲዩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ግድብ ህዳሰ ኣብ ክራማት ቅድመ ምፍራይ…

ኢትዮጵያ ንኽብራን ነፃነታን ዘይትደራደር ከምዝኾነት ኩሉ ክግንዘብ ኣለዎ -ቀ/ ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንኽብራን ነፃነታን ፍፁም ዘይትደራደር ከምዝኾነት ኩሉ ክግንዘብ ኣለዎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ  16 ግንቦት 2013 ዓ.ም ኣብ  ፓርክ ሕውነት ዝኽበር መርሃ ግብሪ ሰሙነ ኢትዮጵያ…

ኣብ 10 ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃ ወርቂ ልዕሊ 553 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 10 ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃ ወርቂ ልዕሊ 553 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስትር መዓድንን ነዳዲን ገሊፁ። ቅድሚ ክልተ ዓመት ኣብ 2013 ዓ.ም ዕዳጋ ወርቂ ኣዚዩ ወሪዱ 29 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ጥራሕ ዝተረኸበ እንትኸውን፥ ኣብዚ…

ሰሙን ኢትዮጵያ ምኽባር ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሙን ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚኒስት ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ምኽባር ጀሚሩ። እቲ በዓል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝኸፈቱዎ እንትኾኑ፥ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት፣ ሚኒስትራት፣ ከምኡ እውን ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ ተረኺቦም። እቶም…

ሓምለዋይ ኣሰር ንሃገር ተሓሳቢ ዝገበረ እንበር መረፃ ዘተኮረ ኣይኮነን-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 2013 ዓ.ም “ንኢትዮጵያ ንኽደና” ዕላዊ ኮይኑ። ኣብዚ ዓመት ብብርኪ ሃገር 6 ቢሊየን ፈልሲ ክትከል ኢዩ ተባሂሉ። ናብ ጎረባብቲ ሃገራት 1 ቢሊየን ፈልሲታት ከምዝተዳለዉ እውን ተገሊፁ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንስግግር መንግስቲ ሱዳን ሓገዝ ንምግባር ኣብ ዝተዳለወ ጉባኤ ተሳቲፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ መንግስቲ ፈረንሳይ ንስግግር መንግስቲ ሱዳን ዓለም ለኸ ሓገዝ ንምግባር ኣብ ፓሪስ ኣብ ዘዳለዎ ጉባኤ ተሳቲፈን። እቲ ጉባኤ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ብዙሓት ሃገራት ኣፍሪካን ዓለም ለኸ ትካላትን ከምዝተሳተፉ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ኣመራርሓ ክልላት ሃገራዊ ምርጫ ብዝምልከት ዘሎ ሓፈሻዊ ምድላው ገምጊሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓ ክልላት ሃገራዊ ምርጫ ብዝምልከት ዘሎ ሓፈሻዊ ምድላው ገምጊሞም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ጥሪ 2013 ዓ.ም. ጀሚሩ ምስ ናይ ብሔራዊ ምርጫ ቦርድ ኣዶ መንበር ብምዃን ብምዃን ናይ ክልላትን ከተማ…

ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ኣመራርሓ ዓለም ባንኪ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ዳይሬክተር ኦፕሬሽን ማኔጂንግ ኣክሴል ቫን ትሮትሴበርግን ምክትል ፕሬዚዳንት ምብራቅን ደቡባዊን ኣፍሪካ እቲ ባንኪ ሃፊዝ ግሀኔም ኣብ ፈረንሳይ ፓሪስ ተዛቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ…