Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ዓወት ዝኣተኻዮ ቃል ብምኅባር፣ ንቃልካ ተኣሚንካ ብምስራሕን ቃል ብተግባር ብምግላፅን ዝርከብ ኢዩ- ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ዝኣተኻዮ ቃል ብምኅባር፣ ንቃልካ ተኣሚንካ ብምስራሕን ቃል ብተግባር ብምግላፅን ዝርከብ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚነሲትር፥ “ቃል ምኽባር እንተሃሊዩ ብስራት ዓወት ኣሎ፤ ንኢትዮጵያ ዝኣተናዮ ቃል ኪዳን…

ክልተ ተርባይናት ህዳሴ ግድብ ኣብ መፈለምታ ኣዋርሕ ሓዱሽ ዓመት ምፍልፋል ክጅምራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልተ ተርባይናት ህዳሴ ግድብ ኣብ መፈለምታ ኣዋርሕ ሓዱሽ ዓመት ምፍልፋል ክጅምራ ኢየን ክብሉ ሚኒስትር ማይ፣ መኣድንን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ 2013 ዓ.ም ኣብ ድርድር ዝተፈላዩ ፈተናታት ከምዝነበሩ…

ሓድነት ኣፍሪካ ንምዕባለ ኣህጉርና መሰረት ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሓድነት ኣፍሪካ ንምዕባለ ኣህጉርና መሰረት ኢዩ እንትብለ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ "ናይ ኣፍሪካ ጊዘ ሐዚ ኢዩ '' ኢሎም። ብተወሳኺ ''ሓቦርና ንምስራሕ ቃል…

ኣብ መዓልቲ ጅግንነት ምስ ጀጋኑ ከኽብር ምኽኣለይ ሓጎስ ተሰሚዑኒ –  ፕሬዝዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ብምዃን ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ወፍሪ ህልውናን ጉድኣት በፂሑዎም ኣብ ሆስፒታል ጦር ሃይሎች ኣብ ሕክምና ዝርከቡ  ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ጎብኒየን፡፡ እተን ፕሬዚዳን ድሕሪ…

ሓድነትና ኣጠናኺርና ንፀላኢ እናሕፈርና ከም ዓወት ዓድዋ ዓወት ክንሓፍስ ኢና – ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ሓዱሽ ዓመት ኣመልኪቶም ኣብዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ንዘበናት ተጋሚዶምን ተፋቲዮምን፣ ተሓጋጊዞምን ተዋሂዶምን ዝነበሩ ክ,ህዝቢታት ኢዮም ኢሎም። ኣብ ሓድነትና ድማ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ መዓልቲ ጅግንነት ብድሙቕ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ጅግንነት ኣብ ቤት ፅፈት ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሰብ መዚን ጦር መኮንናትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ብድሙቕ ይኽበር ኣሎ። መዓልቲ ጅግንነት ምኽባር ዘድለየሉ ምኽንያት በቢዘመኑ ንኢትዮጵያ ካብ ፀላእቲ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዘድሕኑዋ ጀጋኑ ሓርበኛታት…

ጅግንነት ናይ ተጋዳላይነት፣ ናፅትን ሰዓራይነትን ውፅኢት ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጅግንነት ናይ ተጋዳላይነት፣ ናፅትን ሰዓራይነትን ውፅኢት ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ጅግንነት ብዙሕ መልክዕ ከምዘለዎ ገሊፆም፡፡ ብማዃኑ ድማ…

ብፍርያት ምግቢ ባዕልኻ ንምኽኣል ዝተኻየደ ኩለመዳይ ፃዕሪ ውፅኢት ተመዝጊቡ – ሚኒስትር ሕርሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፍርያት ምግቢ ባዕልኻ ንምኽኣል ዝተኻየደ ኩለመዳይ ፃዕሪ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ፍርያት ዝራእቲ ክረምቲ ናብ 342 ሚሊየን ኩንታል ክብ ከምዝበለ ሚኒስትር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ብትሑት ትሕዝቶ ዝፈሪ ዋና ዋና ዝራእቲ ክረምቲ፥ ኣብ በጀት ዓመት 2003…

4 ጳጉሜን መዓልቲ ጀግንነት

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ 4 ጳጉሜን “ጀጋኑ ሃገረይ ከኽብር ኢየ” ብዝብል መሪሕ ቓል መዓልቲ ጀግንነት ክኽበር ኢዩ። ኣብዚ መዓልቲ ብፍሉይ ብዋጋ ዘይትመን ናይ ህይወት መስዋእቲ እናኸፈሉ ሰላምን ክብሪን ሃገር ንምኽባር ደው ዝበሉ ጀጋኑ ሰራዊት ምክልኻል፣ ፖሊስ…

ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ኣብ ስዊዘርላንድ ኣብ ዝተኻደ  ውድድር ዳይመንድ ሊግ 5000 ሜትሮ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ

ኣደስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2003 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት በሪሁ ኣረገዊ ሎሚ ምሸት ኣብ ስዊዘርላንድ፣ ዙሪክ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ብ5000 ሜትሮ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ። ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ  ነቲ ውድድር ብ12:58.65  ሰዓት ብምዝዛም ቀዳማይ እንትወፅእ፥ ኣትሌት ዮሚፍ…