Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኢትዮጵያዊነት ናይ ኢትዮጵያውያን መተኣሳሰሪ ማንነት ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊነት ናይ ኢትዮጵያውያን መተኣሳሰሪ ማንነት ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ቲዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ብዝሃ ባህል፣ ብዝሃ ቋንቋ፣ ብዝሃ እምነት፣ ብዝሃ…

መዓልቲ ኢትዮጵያውነት  ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ዝተረኸባሉ ብፓናል ዘተ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ኢትዮጵያውነት ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተረኸባሉ ብፓናል ዘተ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ናይ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፕሬዚዳንት ወይዘሮ መአዛ ኣሸናፊ፣ ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ፣ ሚኒስትራትን ካልኦት…

መዓልቲ ኢትዮጵያውነት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መዓልቲ ኢትዮጵያውነት ይኽበር ኣሎ። "ንክብሪ ኢትዮጵያ ደው ክብል ኢየ፤ ክዝምር ኢየ! " ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ዶክተር ኢንጅነር ስለሺ በቀለ ናይዚ ዓመት ሽልማት “በጎ ሰው” ሽልማት ኣሸነፊ  ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጅነር ስለሺ በቀለ ሓላፍነት ስራሕ መንግስቲ ብብቕዓት ብምውፃእ ናይዚ ዓመት ሽልማት "በጎ ሰው" ሽልማት ኣሸነፊ  ኮይኖም። እቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተረኸባሉ ሎሚ ኣብ ኣዲስ…

ስነ-ስርዓት ሽልማት “በጎ ሰው” እዚ ዓመት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ሽልማት “በጎ ሰው” እዚ ዓመት ፕሬዚዳናት ሳህለወርቅ ኣብ ዝተረኸባሉ ይካየድ ኣሎ። ን9ይ ግዘ እናተኻየደ ዝርከብ እቲ ሽልማት፥ ፕሬዚዳናት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ካልኦት ዕዱማት ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ይርከብ።…

ሰራዊት ምክልኻል ዝጀመሮ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ናይ ምድምሳስ ስራሕ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ዝጀመሮ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ናይ ምድምሳስ ስራሕ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ። በዚ ድማ እቲ ሰራዊት ሰፊሕ ስጉምቲ ፀረ መጥቃዕቲ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ሰራዊት ምክልኻል ኮሎኔል ጌትነት ኣዳነ ገሊፆም።…

ብግምባር ወሎ ሸሊኹ ኣቲዩ ዝነበረ ጉጅለ ጁንታ ተወቒዑ የሃድም ኣሎ – ብ/ጀ ሻምበል ፈረደ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግምባር ወሎ ሸሊኹ ኣቲዩ ዝነበረ ጉጅለ ጁንታ ተወቒዑ እናሃደመ ምዃኑ ብርጋዴር ጀነራል ሻምበል ፈረደ ተዛሪቦም። ጉጅለ እቲ ግብረ ራዕዲ ኣብ ግምባር ወሎ እናተወቕዐ እናሃደመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ጉጅለ ኣብዚ ሕዚ እዋን መጥቃዕቲ ኣብ…

መፃኢ ዘበን ብሩህ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኦሮሚያ ክልል ዞባ ምብራቕ ሸዋ ወረዳ ሉሜ መርሃ ግብሪ ምዝዛም ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣብ ዝተረኸብሉ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃግብሪ መፃኢ ዘበን ብሩህ ኢዩ ዝበሉ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ እንሸጋገሮን ዘይንኽእልን…

‘እንኳዕ ደስ በለና! 6 ክሳብ 7 ቢሊየን ፈልሲ ተኺልና ናይ  ሓምለዋይ ኣሰር ትልምና ኣዐዊትና” -ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ናይ ለሚ ዘበን መርሃግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር 6 ነጥቢ 7 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተተኸለ ኣፍሊጦም። ስተዝኾነ ካብ ዝተትሓዘ ትልሚ ብምሕላፍ 6 ክሳብ 7 ቢሊየን ፈልሲ ተኺልና ናይ  ሓምለዋይ ኣሰር ትልምና…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሰለስተ ኣንፈት ዘሰለፎ ጉጅለ  ሙሉእ ንሙሉእተደምሲሱ- ሌ/ጀነራል ባጫ ደበሌ

ኣዲስ ኣበባ፣  29 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሰለስተ ኣንፈት ዘሰለፎ ጉጅለ  ሙሉእ ንሙሉእ ከምዝተደምሰሰ ዋና ኣተሓባባሪ ህንፀት ሰራዊት ሚኒስቴር ምክልኻል   ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም። ሌተናል ጄነራል ባጫ ደበሌኣብ እዋናዊ ኩነታትብምድሃብ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥…