Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣብ ክልል ትግራይ ንኽረምታዊ ሕርሻ ዝውዕል ዘበናዊ ዱኽዒ ፍርቁ ናብቲ ክልል ከምዝበፅሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንዘበነ ፍርያት ሕርሻ 2013/14 ዓ.ም ካብ ሞንጎ ዘድሊ ዘበናዊ ዱኽዒ ሓመድ (መዳበርያ) ፍርቁ ናብቲ ክልል ከምዝበፅሐ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ብርሃነ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ፌሌክስ ሲሼኬዲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፕሬዚዳንትፌሌክስ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ሲሼኬዲ ተዛቲዮም። ኣብ እዋናዊ ከባቢያዊ ኩነታት ብምድሃብ ከምዝተላዘቡ እውን ተገሊፁ። ብተወሳኺ ኣብ ትሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ…

ተቀዳሚ ሙፍቲ ሐጂ ዑመር እድሪስ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሐጂ ዑመር እድሪስ መበል 1 ሺሕን 442 በዓል ዓመተ ሂጅራ ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ተቀዳሚ ሙፍቲ ሐጂ ዑመር እድሪስ…

ሕብረት ኣውሮፓ መረፃ ዝዕዘቡ ሰብ ሞያታት ከምዝልእኽ ምግላፁ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ሓዊሱ ካብ ኣሜሪካን ሩሲያን ዝተውፃእፅኡ ጉጅለ ሰብ ሞያታት መረፃ ንምዕዛብ ከምዝመፅኡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ዝሃቡዎ ሰሙናዊ መግለፂ፥ መረፃ ንምዕዛብ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፊልትማን ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት፣ ሰለስቲኣዊ ድርድር ህዳሰ ግድብ፣ ጉዳይ…

ህዝቢ ማእኸል ዝገበረ ህዱእ ህዝባዊ ሰላምን ምምሕዳርን ኣብ ትግራይ ንምርግጋፅ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ኣብረሃም በላይ፥ ህዝቢ ማእኸል ዝገበረ ህዱእ ህዝባዊ ሰላምን ምምሕዳርን ኣብ ትግራይ ንምርግጋፅ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ኣብ ክልል ትግራይ…

ህወሓት ስልጣን ድሕሪ ምስኣኑ ” መምርሒ ሓይሊ ፀፅታ” ዝብል ዓውዲ ወዲቡ ንግብረ ራዕዲ እንትንቀሳቐስ ፀኒሑ እዩ- ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራት (ህወሓት) ኣብ ማዕኸላዊ መንግስቲ ዝነበሮ ስልጣን ድሕሪ ምስኣኑ ናብ ትግራይ ብምኻድ ካብ 2011 ዓ ም ጀሚሩ " መምርሒ ሓይሊ ፀፅታ" ዝብል ዓውዲ ወዲቡ ንግብረ ራዕዲ እንትንቀሳቐስ ፀኒሑ ኢዩ ክብል ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ…

ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ኣኽሱም በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ዝተፈፀሙ ገበናትን ዝተሳለጡ ተግባራት ምርመራ ገበንን ኣመልኪቱ ጋዜጣዊ መግለፂ…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጉንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ኣኽሱም በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ዝተፈፀሙ ገበናትን ዝተሳለጡ ተግባራት ምርመራ ገበንን ኣመልኪቱ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቡ። ሙሉእ ትሕዝቶ ናይቲ መግለፂ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፡- ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ…

መረፃ ናፃን ፍትሓዊን ንምግባር መዳርግቲ ኣካላት ብዘሳተፈ መልክዑ እናተሰርሐ ይርከብ – ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ሃገራዊ መረፃ ናፃን ፍትሓዊን ንምግባር መዳርግቲ ኣካላት ብዘሳተፈ መልክዑ እናተሰርሐ ምዃኑ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ፥ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ጄፍሪ ፌልትማንን ሴናተራት ኣሜሪካን እቲ መረፃ…

ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፊልትማን ተዛቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ብወገን ኢትዮጵያ ተደራደርቲ ዓብዪ ህዳሰ ግድብ ተረኺቦም። ነቶም ፍሉይ ልኡኽ ሀንፀት…