ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌዴራል ንመበል 19 ዙር ዘሰልጠኖም 6 ሺሕን 431 ኣባላት ፖሊስ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima May 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ማእኸል ወታደራዊ መሰልጠኒ ጦላይ ንመበል 19 ዙር ዘሰልጠኖም 6 ሺሕን 431 ኣባላት ፖሊስ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል፣ ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ቁፅፅር ወፃኢ ዝኾነ ሮኬት ቻይና ኣብ ውቅያኖስ ህንዲ ወዲቑ Gebremariam Weldegerima May 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ካብ ቁፅፅር ወፃኢ ዝኾነ ሮኬት ቻይና ኣብ ውቅያኖስ ህንዲ ከምዝወደቐ ኢንስትቲዩት ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስትቲዩቱ ኣብዲሳ ይልማ ንኢቲቪ ከምዝበልዎ፥ ሎንግ ማርች 5ቢ ሮኬት ዝተወሰነ ክፋሉ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስብርባር ሮኬት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ እንተወዲቑ እንታይ ዓይነት ስጉምቲ ክውሰድ ኣለዎ? Gebremariam Weldegerima May 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ቁፅፅር ወፃእ ዝኾነ ስብርባር ሮኬት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ እንተወዲቑ እንታይ ዓይነት ስጉምቲ ክውሰድ ኣለዎ? እቲ 5 ቢ ዝተብሃለ ሮኬት ካብ ቁፅፅር ወፃእ ካብ ዝኾነላ 21 ሚያዚያ ጀሚሩ ናብ መሬት ንምውዳቕ ኣብ ኣየር ይዛውን ከምዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኹሉ ዜጋ እትምቹ ሃገር ንሃንፅ ኣለና – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima May 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣስታት 9 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ፖርክ ኢንዱስትሪ ዝተዋደደ ግብርና ቡልቡላ ተመሪቑ። እቲ ፓርክ ኢንዳስትሪ መሪቖም ዝኸፈቱ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ፥ ንኹሉ ዜጋ እትምቹ ሃገር ንሃንፅ ኣለና ኢሎም። ንሕና በዕቱብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ምርጫ ዝዕዘቡ ሰብ ሞያ ንምልኣኽ ባህጊ ከምዘለዎ ኣፍሊጡ- ኣምባሳደር ዲና Gebremariam Weldegerima May 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ቅድመ ሐዚ ተዓዘብቲ ናይ ምልኣኽ ትልሙ ከምዝሰረዘ ዝገለፀ እንትኸውን፥ ሐዚ ድማ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ሃገራዊ ምርጫ ዝዕዘቡ ሰብ ሞያ ንምልኣኽ ባህጊ ከምዘለዎ ምፍላጡ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንፀላእትና ብፀጋማይ ኢድና እናሓለና ብየማናይ ኢድና እናሰራሕና ክኸውን ኣለዎ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima May 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮጀክት መገዲ ሞጆ-መቂ-ባቱ መሪቖም ከፊቶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ሃገርና እንሃንፃ ንፀላእትና ብፀጋማይ ኢድና እናሓለና ብየማናይ ኢድና እናሰራሕና ክኸውን ኣለዎ ክብሉ ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ፕሮጀክት መገዲ ሞጆ-መቂ-ባቱ መሪቖም Gebremariam Weldegerima May 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮጀክት መገዲ ሞጆ-መቂ-ባቱ መሪቖም። እቲ ፕሮጀክት 92 ኪሎ ሜትሮ ነውሓት ዘለዎ እንትኸውን፥ ካብ ሞጆ-መቂ 56 ነጥቢ 4 ኪሎ ሜትር፣ ካብ መቂ ባቱ ዘሎ ድማ 37 ኪሎ ሜትር ዝሽፍን ኢዩ። ነቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኩሉ ሕብረተሰብ ኢድ ንኢድ ተተሓሒዙ ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ፀገማት ብፅንዓት ንኽፃወር ፀዊዐን Gebremariam Weldegerima May 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢን ሓላዊት ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያን ሳህለወርቅ ዘውዴ ኩሉ ሕብረተሰብ ኢድ ንኢድ ተተሓሒዙ ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ፀገማት ብፅንዓት ንኽፃወር ፃውዒት ኣቕሪበን። እተን ፕሬዚዳንት ፅባሕ ዝኽበር ዓለም ለኸ መዓልቲ ቀይሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ልቓሕ 200 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima May 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ልቓሕ 200 ሚሊየን ዶላር (ብር 8 ነጥቢ 4 ቢሊየን) ተፈራሪሞም። እቲ ናይ ልቓሕ ገነንዘብ ብዋንኡ ኢትዮጵያ ኣብ መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ንዝሃቀነቶ ሰፊሕ ሽቶ ልምዓት ኣገዳሲ ዝኾነ ኣካታቲ ዲጂታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዘሕብን ተግባር ንዝፈፀሙ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኣፍልጦን መዓርግን ሂቡ Gebremariam Weldegerima May 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ኣብ ትካላዊ ሪፎርምን ፅቡቕ ኣፈፃፅማ ንዝነበሮም ላዕለዎት መኮናት ስነ-ስርዓት ምሃብ ሽመት፣ ኣፍልጦን መዓርግን ኣካይዱ። ስለዝኾነ ድማ 44 ላዕለዎት መኮንናት፣ 47 መስመራዊ…