ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንጀጋኑ ሃርበኛታት ነፃ ሕክምና ንክወሃብ ወሲኑ Gebremariam Weldegerima May 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንጀጋኑ ሃርበኛታት ነፃ ሕክምና ንክወሃብ ወሲኑ። እቲ ነፃ ሕክምና ኣብታ ከተማ ኣብ ዘለዋ ትካላት ጥዕና ሙሉእ ብምሉእ ንክወሃብ ከምዝተወሰነ ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣፍሊጠን። ብተወሳኺ ጀጋኑ ሃርበኛታት ማሕበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 80 ዓመት በዓል ዓወት መዓልቲ ሃርበኛታት ኢትዮጵያውያን ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 80 ዓመት በዓል ዓወት መዓልቲ ሃርበኛታት ኢትዮጵያውያን ይኽበር ኣሎ። ጣሊያን ሕነ ዓወት ዓድዋን ንምፍዳይ ክትብል ኣብቲ እዋን ቀዳማይ ሚኒስትር ብዝነበረ ቤኒቶ ሙሶሎኒ ኣቢላ፥ ካብ 1928 ክሳብ 1933 ዓ.ም ንኢትዮጵያ ምውራራ ይዝከር።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ መወዳእታ ሃነፅቲን ሓለውቲን ዴሞክራሲ ባዕልና ኢትዮጵያውያን እምበር ፈተውትና ኣይኮኑን – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima May 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንታት ክልልን ኣመራርሓታት ቦርድ መረፃን ሳምንታዊ ገምጋም ቅድመ መረፃ ኣካይዶም። ኣብቲ ዘተ ድማ ምዝገባ መረፅቲ ብፅቡቕ ኩነታት እናተኻየደ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ ኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኮሞሮስ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ ኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኮሞሮስ ዱዋሂር ዱልካማል ተዛቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ጉዳይ ርክብ ክልቲን ሃገራትን ሰለስተኣዊ ከይዲ ድርድር ግድብ ህዳሰን ዘድሃበ ከምዝነበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ መዓልቲ ሓርበኛታት ኣመልኪቶም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima May 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ መዓልቲ ሓርበኛታት ኣመልኪቶም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ እቲ መዓልቲ ጀጋኑ ሓርበኛታት ንኢትዮጵያውያ ካብ ሓሙሽተ ዓመት ወራር ጣሊያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሓርበኛታት ኢትዮጵያ “ኢትዮጵያውያን ነኒባዕሎም ስለዘይስማዕምዑ ዝደለኹዎ ክፍፅም ኢየ” ኢሉ ብጉራ ዝመፅአ ፀላኢ አሕሮም ዝመለሱሉ ኢዩ – ኣፈ… Gebremariam Weldegerima May 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)”ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ዝተንፀባረቐሉን ኢትዮጵያን ምስ ሙሉእ ክብራ ሓሊዮም ንተተካኢ ወለዶ ዘመሓላለፉ ጀጋኑ ንዝክረሉ መበለ 80 ዓመት በዓል ሓርበኛታት ንብሄራት፣ ብሄረሰባትን ሕዝቢታትን ኢትዮጵያ ፍሉይ ትርጉም ኣለዎ” ክብሉ የፌዴሬሽን ኣፈ-ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንምድሓን ኩሉ ሰብ ሓድነት ክህልዎ ኣለዎ – ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ምክልኻል ሃገር ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima May 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ውሽጣዊን ግዳማዊን ፀላእቲ ግምንባር ፈጢሮም ዝተበገሱላ ሃገር ብምዃና ነታ ሃገር ንምድሓን ኩሉ ሰብ ሓድነት ክህልዎ ኣለዎ ከብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ምክልኻል ሃገር ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ተዛሪቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕያሻት ሕጊ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ንዝተሰርሑ ስራሕቲ ራእይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ቀወምቲ ዓዕምዲ ኢዮም-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima May 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምምሕያሻት ሕጊ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ንዝተሰርሑ ስራሕቲ ራእይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ቀወምቲ ዓዕምዲ ኢዮም ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ከመዝበልዎ፥ ብሄራዊ ቦረድ ምርጫ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሱዳን ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ይግበአኒ ኢዩ ምባላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኮኒኑ Gebremariam Weldegerima May 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ሱዳን ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝርከበሉ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ይግበአኒ ኢዩ ምባላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኮኒኑ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያትወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ሳምንታዊ መግለፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረተሰብ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ይውዛዕ ዘሎ ምዃኑ ኣቐዲሙ ብምፍላጥ ጥንቃቐ ንክገብር ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima May 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ገበነኛታት ካብ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኢሜይል ኣድራሻ ዝተልኣኸ ብምምሳል ሓበሬታ ብምሕታትን ናይ ሓሶት ምላሽ ኣብ ምሃብን ከምዘለዉ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። ስለ ዝኾነ ሕብረተሰብ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ይውዛዕ ዘሎ ምዃኑ…