Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ሓይሊ ባሕሪ ፌዴሪኢ ሓዱሽ ኣርማን ናይ ደምቢ ክዳንን ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ባሕሪ ፌዴሪኢ ሓዱሽ ኣርማን ናይ ደምቢ ክዳንን ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ላዕለዋይ ኢታመዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ፥ ማእኸል መሰረታዊ መሰልጠኒ ባሕረኛታት ንምህናፅ ኣብ ደብረዘይት እምነሰረት ኣንቢሮም። ጄኔራል…

መረፃ ብሰለማዊ መገዲ ንምፍፃም ዘኽእሉ ስራሕቲ ለውጢ ተሰሪሖም ኢዮም-ኣይተ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ ብሰለማዊ መገዲ ንምፍፃም ዘኽእሉ ስራሕቲ ለውጢ ተሰሪሖም ኢዮም ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። እቶም ኣፈ-ጉባኤ ቅድመ ምድላው እቲ ምርጫ ብዝምልከት ምስ  ተዓዘብቲ ምርጫ ሕብረት…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ንሰዓብቲ እምነት ክርስትና ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2013 ዓ. ም(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ንሰዓብቲ እምነት ክርስትና ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። እቲ በዓል ኣብ መረበቶም ብምዃን ኣብ ምዉቕ ቤቶም ዘለዎም ተላኺፎም ንምኽባር ዕድል ንዘይረኸቡ ብዙሓት ወገናት ብምሕሳብ፣…

በዓል ትንሳኤ ብሰዓብቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2013 ዓ. ም(ኤፍ ቢ  ሲ)በዓል ትንሳኤ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃኢን ብዘለዉ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ። ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ፣ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያንን ወንጌላውያን ኣብያተ ክርስቲያናትን ኢትዮጵያ ለይቲ ብዝተፈላለዩ መንፈሳዊ ስነ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ  ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2013 ዓ. ም (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ንዝተፀገሙ ወገናት መኣዲ ኣካፊሎም። እቶ መኣዲ ዝተኻፈሉ፥  210 ንዝኾኑ ኣረጋውያን፣ ጉዱኣት ኣካልን ንፀገም ዝተቓልዑ ወገናት ከምዝኾኑ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ውድባት “ህዝቢ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ሕወሓት)ን” “ሸኔን” ብግብረ ሽበራውያን ንኽየሙ ውሳነ ሓሳብ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ውድባት “ህዝቢ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ሕወሓት)ን” “ሸኔን” ብግብረ ሽበራውያን ንኽየሙ ውሳነ ሓሳብ ኣቕሪቡ። ሙሉእ መግለፂ እቲ ቤት ምኽሪ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦ ኣብ ዘሓለፉ 3…

ኣይተ ደመቀ መኮንን በዓል ትንሳኤ ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን በዓል ትንሳኤ ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ መልእኽቶም፥ “ኣብዚ ሕዚ እዋን ኢትዮጵያ ሉኣላውነታ ሓሊያ ንምቕፃል፣…

በዓል ትንሳኤ እዚ ዓመት ኣብ ሞንጎ ተስፋን ቃልሲን ኮይንና ነኽብሮ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ  ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ትንሳኤ ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ”በዓል ትንሳኤ እዚ ዓመት ኣብ ሞንጎ ተስፋን ቃልሲን ኮይንና ነኽብሮ ኢዩ” ዝበሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ብሓደ ወገን ኣሳጊርና ትንሳኤ…

ምእመናን  በዓል ትንሳኤ እንተኽብሩ ብሰንኪ ስእነት ሰላም ካብ መረበቶም ንተመዛበልቲ ወገናት ብምድጋፍ ክኸውን ከምዝግባእ ኣቦታት ሃይማኖት ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምእመናን  በዓል ትንሳኤ እንተኽብሩ ብሰንኪ ስእነት ሰላም ካብ መረበቶም ንተመዛበልቲ ወገናት ብምድጋፍ ክኸውን ከምዝግባእ ኣቦታት ሃይማኖት ፃውዒት ኣቕሪቦም። ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ማትያስ፣ ናይ…

ብሔራዊ ኮሚቴ ማክሮ ኢኮኖሚ ኮሚቴ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢኮኖሚ ብምድሃብ መግለፂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2013 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ብሔራዊ ኮሚቴ ማክሮ ኢኮኖሚ ኮሚቴ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መግለፂ ሂቡ። እቲ ኮሚቴ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኣብ ሃገርና ዘለዉ ፀገማት ዝተሓላለኹን ዝተኣሳሰሩን ኢዮም ኢሉ። ምስ ፖለቲካ፣ ኢኮኖሚ፣ ዲፕሎማሲን ማሕበራዊን ዛዕባታት ጥቡቕ…