ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ሓበራዊ ያታ ንምስራፅ.. Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ሓበራዊ ያታ ንምስራፅ እጃሙ ዕዙዝ ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፡፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዝተፈላለዩ ፍፃመታት እናተኸበረ ዝቐነየ መበል 20 በዓል መዓልቲ መዓልቲ ብሄራት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስታትስቲክስ ንጥንኩር ፖሊሲ ዓንዲ ሑቐ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስታትስቲክስ ሓበሬታ መሰረት ንዝገበረ ጥንኩር ፖሊሲ ዓንዲ ሑቐ ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። መበል 19 ዓመታዊ ኣኼባ ኮሚቴ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ብኤራዊ ስታትስቲክስ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ‘ፍትሒን ካሳን…
ቢዝነስ ብሄራዊ ባንኪ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት እላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት እላዊ ኮይኑ፡፡ ኣብቲ ከይዲ ጨረታ 17 ባንኪታት ዝተሳተፉ እንትኾኑ÷ በዚ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ድማ ዋጋ ሓደነ ዶላር ኣሜሪካ ብማእኸላይ 154 ነጥቢ 3993 ብር ኮይኑ ከምዝተመዝገበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተማለአ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ተገማቲ፣ ግልፂን ምቹውን ምህዳር ካፒታል ዕዳጋ ምፍጣር ኣኽኢሉ – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተማለአ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ተገማቲ፣ ግልፂን ምቹውን ምህዳር ካፒታል ዕዳጋ ምፍጣር ኣኽኢሉ ኢዩ ኢሎም ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)፡፡ ካልኣይ ዞባዊ ጉባኤ ዕዳጋ ካፒታል ኣብ ማእኸክ ዓለም ለኸ ኣኼባ ኣዲስ ይካየድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዕዞ ምዕባለ ንምስላጥ ኣብ መንጎ ተሳትፎ መስራሕቲን መሰል ሰራሕተኛታትን ሚዛን ምሕላው ወሳኒ ኢዩ-ኣይተ ኣደም ፋራህ Desta Dec 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉዕዞ ምዕባለ ንምስላጥ ኣብ መንጎ ተሳትፎ መስራሕቲን መሰል ሰራሕተኛታትን ሚዛን ምሕላው ወሳኒ ኢዩ ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእድንን ኢንዱስትሪን መንጠሪ፤ ዲጂታል ኢኮኖሚ ድማ መዛመዲ ኢዩ – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Dec 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓውዲታት ማእድንን ኢንዱስትሪን መንጠሪ፤ ዲጂታል ኢኮኖሚ ድማ መዛመዲ ኢዩ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር፥ “ብመርኣዪ ናይ ምድማር መንግስቲ ምዕባለ ዓውዲታት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ጥቅምቲ ክሳብ ሕዳር 2018 ዓ.ም ቁልፊ ዝኾኑ ተኸታተልቲ ዕዉታት ተግባራት ፈፂሞም Desta Dec 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ጥቅምቲ ክሳብ ሕዳር 2018 ዓ.ም ቁልፊ ዝኾኑ ተኸታተልቲ ተግባራት ፈፂሞም። እተም ቀደማይ ሚኒስትር ብኣሰናዳእነት ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ መሬት ኣፍሪካ ንፈለማ እዋን ኣብ ዝተኻየደ ጉባኤ መራሕቲ ኣባል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ንብዝሃ መንነትና ኣፍልጦ ዝሃበ ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር Gebremariam Weldegerima Dec 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ንብዝሃ መንነትና ኣፍልጦ ዝሃበ ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፡፡ ብብርኪ ክልል ኦሮሚያ መበል 20 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ ቡሌ ሆራ ይኽበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሞ መበል 20 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ይኽበር ኣሎ Desta Dec 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሞ መበል 20 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኣብ ቡሌ ሆራ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ሰዓዳ ኣብዱራህማን፣ ሓላፊ ቢሮ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ንምምፃእ ፈጠራን ሰለጤንን ምርግጋፅ ይግባእ-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Nov 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ንምምፃእ ኩሎም ኣካላት ብሓባር ብምትሕብባር ፈጠራን ሰለጤንን ምርግጋፅ ይግባእ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር፥ ብመርኣዪ ምድማር መንግስቲ ምዕባለ ዓውዲታት” ብዝብል ርእሲ ንላዕለዎት…