Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣብ ትግራይ 150 ዜጋታት ብጥምየት ሞይቶም ብዝብል ዝውዛዕ ዘሎ ወ ሓሶት ኢዩ ክብል ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድልውነትን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ 150 ዜጋታት ብጥምየት ሞይቶም ብዝብል ዝውዛዕ ዘሎ ወረ ሓሶት ኢዩ ክብል ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድልውነትን ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣይተ መትኩ ካሳ ኣብ ትግራይ ዝቐርብ ዘሎ ሰብኣዊ ደገፍ ብዝተጠናኸረ መገዲ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ተወካሊ ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን  ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ተወካሊ ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ማውሪን ኣቼንጌ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ፥ ዘይሕጋዊ ስደት ንምዕጋት ዓሊማ ኢትዮጵያ እትወስዶ ዘላ ስጉምቲ ብዝምልከትን…

ኮርፖሬሽን መንበሪ ኣባይቲ ፌዴራል ሕፅረት መንበሪ ኣባይቲ ከተማ ንምቅላል ዝገብሮም ፃዕሪታት ዘሕጉሱ ኢዮም – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን መንበሪ ኣባይቲ ፌዴራል ሕፅረት መንበሪ ኣባይቲ ከተማ ንምቅላል ዝገብሮም ፃዕሪታት ዘሕጉሱ ከምዝኾኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቲ ኮርፖሬሽን፥ ኣብ ውሽጢ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ኣብ ሰለስተ ሄክታር መሬት ዝዓረፉ ኣብ 16 ህንፃታት…

ኣሜሪካ ኣብ ክልል ትግራይ ንግልጋሎት መፅለሊ ዝውዕል 1 ሺሕን 500 ሓገዝ ዝተጠቕለለ ፕላስቲክ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ክልል ትግራይ ንግልጋሎት መፅለሊ ዝውዕል 1 ሺሕን 500 ሓገዝ ዝተጠቕለለ ፕላስቲክ ምግባሩ ኣፍሊጡ። እቲ ፕላስቲክ ብዓለም ለኸ ትካል ፍልሰት ኣቢሉ ኣብ ናብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ዜጋታት ዝከፋፈል እንትኸውን፥ ኣምባሳደር…

ዜጋታት ካርድ መረፃ ወሲዶም ዴሞክራሲያዊ መሰሎም ክጥቀሙ ይግባእ – ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒትር

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ካርድ መረፃ ወሲዶም ዴሞክራሲያዊ መሰሎም ክጥቀሙ ከምዝግባእ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒትር ኣገንዚቡ። እቲ ቤት ፅሕፈት 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣመልኪቱ ጋዜጣዊ መግለፂ መግለፂ ኣውፂኡ። 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ወርሒ ገንበት 2013 ዓ.ም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ጉጅለ ልኡኽ ፕሬዚዳንት ዚምባብዌ ኤመርሰን ምናንጋግዋ ተቐቢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብፕሬዚዳንት ዚምባብዌ ኤመርሰን ምናንጋግዋ ዘዝተለኣኸን ብኣምባሳደር ክዋሜ ታፒዋ ሙዛዋዚ ዝምራሕን ጉጅለ ልኡኽ ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም። እቶም ልኡኻት፥ ሕሉፍ ታሪኽ 500 ዓመት ትኽክለኛ ኣፍሪካ ንኽምዝገብ ሕብረት ኣፍሪካ…

ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ፖለቲካዊን ዓለም ለኻዊን ምግባር ንኹሉ ሰዓራይ ዝገብር ውፅኢት ኣየምፅእን ኣይተ ደመቀ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ድርድር ግድብ ህዳሰ ፖለቲካዊን ዓለም ለኻዊን ምግባር ዘይኮነስ መንፈስ ምትሕብባር፣ ምርድዳእን ምውሃድን ክኸውን ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ኤምባሲ ኢትዮጵያ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ክሊ ምርጫ ምስ ፕሬዚዳንታት ክልላትን ኣመራርሓ ምርጫ ቦርድን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክሊ ምርጫ ምስ ፕሬዚዳንታት ክልላትን ኣመራርሓ ምርጫ ቦርድን ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ፍፃመታት ምርጫን ዕንቅፋታትን ገምጊሞም። ብተወሳኺ ድልውነት ጣቢያታት ምርጫን መረፅቲ ኣብ ዝተረፉ ጊዜታት ንክምዝገቡ…

እዋናዊ ቅዋም ኢትዮጵያ ኣብ ኣመላልኣ ማይን ኣመሓድራ እቲ ምልኢትን ግድብ ህዳሰ ጥራሕ ምዝርራብ ኢዩ – ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እዋናዊ ቅዋም ኢትዮጵያ ኣብ ኣመላልኣ ማይን ኣመሓድራ እቲ ምልኢትን ግድብ ህዳሰ ጥራሕ ምዝርራብ ከምዝኾነ ኣቐባሊ ቓል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። ኣምባሳደር ዲና ኣብ ዘሃቡዎ ሳምንታዊ መግለፂ፥ ኣብ ግድብ ህዳሰ…

ዶክተር ፋና ሓጎስ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኮይነን ተሾይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዶክተር ፋና ሓጎስ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኮይነን ተሾይመን። ዶክተር ፋና ሓጎስ ቀዳማይ ዲግሪ ትምህርተን ካብ ዩኒቨርሰዲቲ ኣዲስ ኣበባ ብክፍሊ ትምህርቲ ሕጊ ዝተቐበላ እንትኾና፥ ካልኣይን ሳልሳይ ድግሪ ድማ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዩኒቨርሲቲ ኦፍ…