ቦርድ ምርጫ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ኦሮሚያን 28 ተወሰኽቲ ንኡስ ምርጫ ጣቢያታት ከምዝኸፈተ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሚያዝያ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብህራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ኦሮሚያን 1500 ሰብ መዝጊቦም መዝገቦም ብምዝዛሙ 28 ተወሰኽቲ ንኡስ ምርጫ ጣቢያታት ከምዝኸፈተ ኣፍሊጡ።
እዚ ዝገበረሉ ድማ ብመሰረት ኣዋጅ ምርጫ 1162/2013 ከምዝኾ ሓቢሩ።
ብመሰረት…