Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ፕሮፌሰራት ኢትዮጵያ ፍልጠቶም ኣብ ልምዓት ሃገር ብምውዓል ዕዙዝ ተሳትፎ ክገብሩ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሙሉእ ፕሮፌሰራት ኢትዮጵያ ፍልጠቶምን ዓሚቕ ዓቕሞምን ኣብ ልምዓት ሃገር ብምውዓል ዕዙዝ ተሳትፎ ክገብሩ ከምዝግባእ ላዕለወይቲ ሓላዊት ቤት ምኽሪ ሙሉእ ፕሮፌሰራት ኢትዮጵያ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ሙሉእ…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እንግሊዝ ዶሚኒክ ራብ ኣብ ከባቢ ሰሜን ኢትዮጵያ እናቐረበ ዝርከብ ሰብኣዊ ሓገዝ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እንግሊዝ ዶሚኒክ ራብ ብትካል ተራድኦ እንግሊዝ ኣብ ከባቢ ሰሜን ኢትዮጵያ እናቐረበ ዝርከብ ሰብኣዊ ሓገዝ ተዓዚቦም። እቶም ሚንስትር ኣብ ጎንደር ተረኺቦም እቲ ትካል ንዓለም ለኸ ፕሮግራም ምግቢ ዓለምን ኣብ ውድብ ሕቡራት…

ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት ዘሰልጠነኦም ተምሃሮአን ኣመሪቐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት ዘሰልጠነኦም ተምሃሮአን ኣመሪቐን። ሎሚ መዓልቲ ተምሃሮአን ካብ ሞንጎ ዘመረቓ ዩኒቨርሲቲታት ሓደ ዝኾነ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር፥ ብስሩዕ፣ ብተኸታታሊን ክረምታዊ መርሃ ግብሪን ዝሰልጠኑ 7 ሺሕን 293 ተምሃሮ ኣመሪቓ፡፡ ካብ…

ሎጂስቲክስ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ሓላፍነቶም ብግቡእ ንዝተዋፅኡን ኣብ ጉዕዞ ትካላዊ ለውጢ ብፅሒቶም ንዘበርከቱ ኣመራርሓታትን…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎጂስቲክስ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ሓላፍነቶም ብግቡእ ንዝተዋፅኡን ኣብ ጉዕዞ ትካላዊ ለውጢ ብፅሒቶም ንዘበርከቱ ኣመራርሓታትን ኣባላትን ሰራዊት ኣፍልጦ ሂቡ። ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሜጀር ጄነራል ይልማ መርዳሳ፥…

ን47 ትካላት ጨንፈር መቐለ መድሓኒትን እትዎታት ሕክምናን ተዓዲሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኤጀንሲ ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ን47 ትካላት ጨንፈር መቐለ መድሓኒትን እትዎታት ሕክምናን ከምዝዓደለ ኣፍሊጡ። እቲ መድሓኒት ኣብ መቐለ ንዝርከባ 4 ሆስፒታላትን  ጣቢያታት ጥዕናን፣ ውቅሮ፣ ሀውዜን፣ ዓዲግራት፣ አክሱም ቅድስተ ማርያም፣ ኮረም፣…

ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ሰላምን ብሄራዊ ምርድዳእን ኣድሂቡ መግለፂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣተሓባባርነት ሚኒሰስትር ሰላም ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ንጉዳይ ሰላምን ብሄራዊ ምርድዳእን መሰረት ኢዮም ኣብ ዝበሉዎም ኣድሂቦም መግለፂ ሂቡ። ኣብዚ ዓመት ዝካየድ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ፍፁም ሰላማዊ ኮይኑ ንኸሓልፍ፥ ቅድሚ…

ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ዋና ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ሄንሪታ ፎር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል መድሕን ህፃናት (ዩኒሴፍ)ሄንሪታ ፎር ጋር ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልል ትግራይ ማእኸል መተሓባበሪ ሰብኣዊ…

ልዕሊ ብር 71 ሚሊየን ዋጋ ዘለዎም ኣፋውስን እታወታት ሕክምናን ናብ ትግራይ ተላኢኾም ይከፋፈል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና፣ ኤጀንሲተዛቱን ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይን ምስ ሰብኣዊን ኣጋራት ልምዓትን ብምትሕብባር ኣብ ክልል ትግራይ ሓገዝን መሊስካ ምጥያሽን እናሰርሑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ኣብ ዝተጎድኡ ከባቢታት ዘሎ ሕብረተሰብ ቅድሚ ኩሉ ድሕንነቱን ጥዕናኡን…

ኣብ ትግራይ ን 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሰባት ሓገዝ ንምሃብ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ከምእተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ን 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሰባት ሓገዝ ንምሃብ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ከምእተገበረ ተገሊፁ ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድልውነትን ገሊፁ። ኮሚሽነር ምትኩ ካሳ፥ ኣብቲ ክልል ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ቅድሚ ምጅማሩ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን…

ቦርድ መረፃ ትምህርቲ መረፃ ንመሃብ ሕቶ ኣፍልጦ ንዘቕረቡ ሲቪል ማሕበራት ቀዳማይ ዙር ኣፍልጦ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ትምህርቲ መረፃ ንመሃብ ሕቶ ኣፍልጦ ንዘቕረቡ ሲቪል ማሕበራት ቀዳማይ ዙር ኣፍልጦ ከምዘሃበ ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ ንመረፅቲ ትምህርቲ ዘምህሩ ማሕበራት ኣፍልጦ ንመሃብ ብዝገበሮ ፃውዒት መሰረት ብምግባር ሲቪል ማሕበራት ምልክታ…