Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ሰነድ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ናብ ህዝቢ ክውዛዕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ዘዳለዎ ሰነድ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ኣብ ዝቕፀል ሰሙን ናብ ህዝቢ ክውዛዕ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ትልሚ ብቀንዱ ብድረ-ገፅ እቲ ኮሚሽን ኣቢሉ ንህዝቢ ዕላዊ ከምዝግበር ድማ ተሓቢሩ። ብተወሳኺ ብመልክዕ መፅሓፍ ዝተሰናድአ…

ኢንፎርሜሽን ኮሙዩኒኬሽን ቴክኖሎጂ ድልየት ምዕባለ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዕላዊ ካብ ዝኾነሉ ሓደ ዓውዲ ኢዩ- ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንፎርሜሽን ኮሙዩኒኬሽን ቴክኖሎጂ ድልየት ምዕባለ ኢኮኖሚን ብልፅግናን ኢትዮጵያ ዕላዊ ካብ ዝኾነሉ ሓደ ዓውዲ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ኣፍሪካ ቴሌኮም ሪቪው ፃንሒት ገይሮም።…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ኣዶ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ቀረባ እዋን ምክትል ኣዶ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኮይነን ምስዝተመረፃ ዶክተር ሞኒክ ንሳንዛባጋንዋን ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ዘተኦም ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንሰብ ሞያ ጥበብ ኣፍልጦ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፓርክ እንጠጦ ንሰብ ሞያ ጥበብ ኣፍልጦ ሂቦም። “ንኢትዮጵያ ስለዘገልገልኩም ኢትዮጵያ ተመስግነኩም ኢያ” በዝብል ሓሳብ ኢዩ እቲ ኣፍልጦ ተዋሂቡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ኩሎም ዓውዲታት ኪነ-ጥበብ ንሃገሮም…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዴንማርክ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30  መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዴንማርክ ጄፕ ኮፎድ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ትግራይ ዘሎ ደገፍ ሰብኣዊ መሰል ብዝምልከት ኣብ ቀዳማይ ዙር ን4 ነጥብ 5 ሚሊየን…

ኣብ ዘይሕጋዊ ዝውውር ገንዘብ ዝተሳተፉ ዜጋታት ወፃኢን ውሽጢ ሃገርን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክቶሬት ምርመራ ገበንን ቢሮ ፋይናንስን ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ዲቪዥን ምርመራ ዝውውር ገንዘብ ዝተፈላለዩ ዘይሕጋዊ ገንዘባት ኣብ ምድላው፣ ምግልጋልን ምዝውዋርን ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት ምርመራ እናገበረ ከምዝኾነ ገሊፁ። ፖሊስ ብዝገበሮ ምርመራ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከበድቲ ገበናት ተዋደፊሮ ዝነበሩ 34 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከበድቲ ገበናት ተዋደፊሮ ዝነበሩ 34 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብ ከበድቲ ገበናት ተዋፊሮም ዝተረኸቡ እቶም ተጠርጠርቲ፥ ጉጅለ ብምፍጣር ብኣፅዋር ተሓጊዞም ኣብ…

ፆም ረመዳን ብፍቕሪ፣ ምትሕስሳብን ምትሕዝዛንን ክሓልፍ ይግባእ- ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጅ ዑመር እድሪስ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፆም ረመዳን ብፍቕሪ፣ ምትሕስሳብን ምትሕዝዛንን ክሓልፍ ይግባእ ክብሉ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ኢትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጅ ዑመር እድሪስ ተዛሪቦም። ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጅ ዑመር እድሪስኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ወርሒ ብፍቕሪ፣…

መእተዊ ውፅኢት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዓመተ 2013 ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መእተዊ ውፅኢት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዓመተ 2013 ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ ኣብ ተፈጥሮ ሳይንስ ንደቂ ተባዕቲዮ 380 እንትኸውን፥ ንደቂ ኣኒስቲዮ ድማ 368 ከምዝኾነ ተገሊፁ። ንዓበይቲ ክልላትን ሰበኽ ሳግምን…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ጆ ባይደን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ዝኾኑ ጃክ ሱሊቫን ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ክልል ትግራይ እናተመሓየሸ ብዛዕባ ዘሎ ኩነታት ነቶም ኣማኻሪ ድሕንነት…