ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ልዕሊ 170 ረዲኤት ዝፀዓና መኻይን ዓጊቱ- ሚኒስቴር ትራንስፖርት Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ልዕሊ 170 ረዲኤት ዝፀዓና መኻይን ዓጊቱ ደወ ከምዘበለ ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ኣፍሊጠን፡፡ እተን ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ከምዝበልኡ፥ ንትግራይ ዝኸውን ረድኤት ዝፀዓና ልዕሊ 170 መኻይን ፈጣሪ ራዕዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ነበርቲን ሰብ ሃፍቲን ዝኣከቦ ደገፍ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ንሰራዊት ምክልኻል ኣረኪቡ Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ነበርቲን ሰብ ሃፍቲን እታ ከተማ ዝኣከቦ ደገፍ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ንሰራዊት ምክልኻል ኣረኪቡ። እቲ ድካፍ ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ቀነዓ ያደታ ኣረኪበን። “ኢትዮጵያ…
ቢዝነስ ካብ ዳያስፖራ ንህዳሰ ግድብ ዝኸውን 70 ሺሕ ዶላር ኣብ 48 ሰዓታት ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዳያስፖራ ንህዳሰ ግድብ ዝኸውን 70 ሺሕን 380 ዶላር ኣብ 48 ሰዓታት ተኣኪቡ። ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጰያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን www.mygerd.com ዝብል ድረ ገጽ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ድረ ገፅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዙሓት ዓውዲታት ሙያ ባህጊን ተውህቦን ይጠልቡ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ዓውዲታት ሙያ ባህጊን ተውህቦን ይጠልቡ ከብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ብዙሓት ዓውዲታት ሙያ ባህጊን ተውህቦን ይጠልቡ እኳ እንተኾኑ ንውትህድርና ግን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝኾነ ይኹን ኣብራሪ ኣውሮፕላን ይኹን ኦፕሬተር መምርሒ እንተጥሒሱ ንዝበፅሖ ሓደጋ ሓላፍነት ክወስድ ኢዩ-መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኾነ ይኹን ኣብራሪ ኣውሮፕላን ይኹን ኦፕሬተር መምርሒ እንተጥሒሱ ንዝበፅሖ ሓደጋ ሓላፍነት ክወስድ ኢዩ ክብል መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኣፍሊጡ። መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታትከምዝበሎ፥ ቅድም ክብል 23 ሰነ 2013 ዓ.ም ሓበሬታ መረዳእታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መናእሰይ ኣዲስ ኣበባ ንዝቐረበ ሃገራዊ ፃውዒት ምላሽ ንክህቡ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ኣዲስ ኣበባ ካም ካልኦት መናእሰይ እዛ ሃገር ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንክፅንበሩ ንዝቐረበ ሃገራዊ ፃውዒት ምላሽ ንክህቡ መክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣበቤ ፃውዒት ኣቕሪበን። እተን ምክትል ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብመንግስቲ ዝወሃቡ መግለፂታት ኩሎም ንህዝቢ ትግራይ ዘይኮነስ ንገበነኛ ህወሓት ጥራሕ ዝምልከቱ ኢዮም- መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣18 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ዝወሃቡ መግለፂታት ኩሎም ንህዝቢ ትግራይ ዘይኮነስ ንገበነኛ ህወሓት ጥራሕ ዝምልከቱ ኢዮም ክብል መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኣፍሊጡ። ፕሮፓጋንዳ ህወሓት ዝውዝዑን መሻርኽቶምን ኣመራርሓ ፌዴራልን ክልልን ዝዛረብዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጁንታ ፀረ-ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ብዕሊ እናንዳዕደዐ ይርከብ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jul 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ፀረ-ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ብዕሊ እናንዳዕደዐ ይርከብ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ መንግስቲ ፌደራል፣ ብግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣቢሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓቃቢ ሕጊ ኣብ መዝገብ እኒ ዶ/ር ደብረጺዮን ገብረሚካኤል 62 ሰባት ክሲ መስሪቱ Gebremariam Weldegerima Jul 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቃቢ ሕጊ ኣብ መዝገብ እኒ ዶ/ር ደብረጺዮን ገብረሚካኤል 62 ሰባት ክሲ መስሪቱ። እቶም ተኸሰስቲ ናይ ህዝባዊ ወያኔ ሓርነት ትግራይ ኣፈፃሚ ኮሚቴ ውሳነ ብምሃብ ልዑል ተሳትፎ ዝነበሮም ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓትን ኣባላት ካቢኔ እቲ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብዙሓት ምዕራፋት ዓወት ፈፂምና ኢና-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jul 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ብዙሓት ምዕራፋት ዓወት ፈፂምና ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝገለፅዎ፥ ምስ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝነበረ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት 2013…