ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሕጋዊ ሰውነቱ ህወሓት ከምዝሰረዘ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jan 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሕጋዊ ሰውነቱ ህወሓት ከምዝሰረዘ ኣፍሊጡ። ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ዝሃቦም መግለፅታትን ብዕሊ ዝፍለጡ ጥረ ሓቅታትን ብምርኣይ እቲ ፓርቲ ሓይሊ መሰረት ኣቭ ዝገበረ ናይ ዓመፅ ተግባር ምስታፉ ተረጋጊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ጥምቀጥ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jan 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ጥምቀጥ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ “በዓል ጥምቀት እንትነኽብር ክልተ ነገራት እንዝክረሉ፤ ንሳቶም እውን በዓል ጥሕትናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስልጠና ተሃድሶ ዝተውሃቦም ኣባላት ፖሊስ ተወለድቲ ክልል ትግራይ ኣብቲ ክልል ክዋፈሩ ከምዝተገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jan 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ናይ ሓፂር እዋን ስልጠና ተሃድሶ ዝተውሃቦም ኣባላት ፖሊስ ተወለድቲ ክልል ትግራይ ኣብቲ ክልል ህዝቢ ከገልግሉ ክዋፈሩ ከምዝገበሮም ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ዝተኻየደ ወፍሪምኽባር ሕጊ ስዒቡ ኣብቲ ክልል ሰላምን ምርግጋዕን ንኸዓስል፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወት ዓድዋ ኣባ ሓጎታትናን ኣቦታትናን ብምድምማፅ፣ ምምክብባርን ብምፍቓርን ዘመዝገቡዎ ዓወት ኢዩ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ 8ይ ዙር ንተጓዓዝቲ ዓድዋ ስንቂ ብመሃብ ኣፋኒየን፡፡ እተን ምክትል ከንቲባ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምፍናው፥ ዓወት ዓድዋ ኣባ ሓጎታትናን ኣቦታትናን ብምድምማፅ፣ ምምክብባርን ብምፍቓርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ-ኬንያ ዘራኽብ መቆፃፀሪ ኬላ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)3ይ ኢትዮጵያ ምስኬንያ ዘራኽብ ዝነበረ መቆፃፀሪ ኬላ ተመሪቑ። ነቲ ኬላ መሪቖም ዝኸፈቱ ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ወሳኒ ኩነት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኣይተ ሙጂብ ጀማል ከምዝበሉዎ፥ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ንምቁፅፃር፣ ዕድል ስራሕ ንምፍጣር፣ ኬላታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተምሃሮአን የመርቓ ኣለዋ Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲታት ኣሶሳን መቅደላ ኣምባ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኑዎም ተምሃሮኦም ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቖም። ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ዶክተር ከማል ኣብዱራሂም፥ እቲ ዩኒቨርሲቲ 2 ሺሕን 182 ተምሃሮ ን7ይ ግዘ ከምዘመረቐ ብምግላፅ፤ ካብ ሞንጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚቴ ሚኒስትራት ዕለታዊ ደገፍ ካብ ምስላጥ ብተወሳኺ ዝተመዛበሉ ወገናት መሊስካ እግሪ ናይ ምትካልን መሰረተ ልምዓታት ናይ ምምላስ ርብርብ ከምዝቐፀለ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ማእኸል ምትሕብባር ዘርፊ ብዙሕ ወሃቢ ምላሽ ኮሚቴ ሚኒስትራት ዕለታዊ ደገፍ ካብ ምስላጥ ብተወሳኺ ዝተመዛበሉ ወገናት መሊስካ እግሪ ናይ ምትካልን መሰረተ ልምዓታት ናይ ምምላስ ርብርብ ከምዝቐፀለ ገሊፁ። እቲ ኮሚቴ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 446 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 111 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 446 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 130 ሺሕን 772…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ጥምቀት ተግባራት ምክልኻል ኮቪድ-19 ተግባራዊ ብምግባር ክኽበር ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምእመናን በዓል ጥምቀት እንትኽብሩ ተግባራት ምክልኻል ኮቪድ-19 ተግባራዊ ብምግባር ክኽውን ከምዝግባእ ኦርቶዶክስ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲባ። በዓል ጥምቀት ብመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከባ ዩኒቨርሲታት ትምህርቲ ንምቕፃል ስራሕቲ ይስርሑ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከባ ዩኒቨርሲታት ትምህርቲ ንኽቕፅል ዘኽእሉ ስራሕቲ እናተሰርሑ ምዃኖም ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። ኣብቲ ክልል ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ዩኒቨርሲቲታት መቐለን ራያን ተምሃረኦም ዘመረቑ…