Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ጁንታ ካብ ፀገም፣ ቅርሕንቲን ወፃእ ምንባር ኣይኽእልን-ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣተሓባባሪ ስራሕቲ ህንፀት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር  ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መግለፂ ሂቦም። ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ መንግስቲ በይናዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ዝወሰኖ ውሳነ እቲ ጁንታ…

ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 47 ተሽከርከርቲ ካብ ሰመራ ናብ መቐለ ፅባሕ ክጎዓዓዛ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንትግራይ ዝኸውን ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 47 ተሽከርከርቲ ካብ ሰመራ ናብ መቐለ ፅባሕ ክጎዓዓዛ ኢየን ክብል ብሄራዊ ኮሚሽን ሓደጋን ድልውነትን ኣመራርሓ ስራሕን ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣይተ ምትኩ ካሳ፥ ብፕሮግራም ምግቢ ዓለምን ካልኦት ዓለም…

ቀ/ሚ ኣቢይ ህዝቢ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምድጋፍ ፅዕንቶ ወፃኢን ውሽጣዊ ፅሕተራን ንክምክት ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ህዝቢ ልክዕ ከም ቀደሙ ከም ሓደ ሰራዊት ብምዃን ንህልውና ሃገር ደው ብምባል ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምድጋፍ ፅዕንቶ ወፃኢን ውሽጣዊ ፅሕተራን ንክምክት ፃውዒት ኣቕሪቦም ንህዝቢ ትግራይ ዘለና ሓሳብ፤ ንማሕበረሰብ…

ንግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 2 ቢሊየን ብር ከምዝተኣከበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ 2013 ዓ.ም ካብ ህዝቢ ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝኸውን ልዕሊ 2 ቢሊየን ብር ከምዝተኣከበ ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ኣተሓባባሪ ህዝባዊ ተሳትፎ  ገሊፁ። እቲ 2 ቢሊየንን 49 ሚሊየንን 85 ሺሕን 105 ብር ካብ 1 ሓምለ 2012…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ኣመልኪቱ ዘመሓላለፎ ውሳነ እናተካየደ ኣብ ዘሎ ከይዲ ምፅራይ ኢድ ምእታዊ ኢዩ – ሚኒስቴር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ኣመልኪቱ ዘመሓላለፎ ውሳነ እናተካየደ ኣብ ዘሎ ከይዲ ምፅራይ ኢድ ምእታዊ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ፌዴሪኢ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ኣብ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል…

ኢትዮጵያ ብመሪሕነት ሕብት ኣፍሪካ ዝካየድ ድርድር ግድብ ህዳሰ ብዓወት ንኽዛዘም ቆራፅ ከምዝኾነት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብመሪሕነት ሕብት ኣፍሪካ ዝካየድ ድርድር ግድብ ህዳሰ ብዓወት ንኽዛዘም ቆራፅ ከምዝኾነት ኣፍሊጣ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ፡፡ ኣብ መግለፂ ድማ ኢትዮጵያ በቲ ሕብረት ኣቢሉ…

ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ መሃማት ንቀ/ሚ ኣቢይ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ መሃማት ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ኣቦ መንበር ውፅኢት ምርጫ ዕላዊ ብምዃኑ ድጋፎም ዝገለፁ እንትኾኑ፥ ኣብቲ መርጫ ዝተሳተፉ ኣካላት እውን…

ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ፍትሓዊ ድርድር መዕለቢ ንኽረክብ ድልውቲ ኢያ – ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ከይዲ ድርድር ግድብ ህዳሰ ናብ ሕብረት ኣፍሪካ ክምለስ ንዝገበሩ ኣባላት ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብሕቡራት መንግስታት ምስጋና ኣቕሪቦም። ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ፥ ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ጉድኣት…

ፕሬዚዳንት ኦማር ጊሌህ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓልሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ጁቡቲ ኦማር ጊሌህ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓልሊፎም። እቶም ፕሬዚዳንት 14 ሰነ 2013 ዓ.ም ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ  ቀዳማይ ሚነስትር አቢይ መንግስቲ ንምጥያሽ ዘኽእል ድምፂ ብምርካብኩም…

ቻይና፥ ኢትዮጵያ ብዓወት ዝዛዘመቶ ምርጫ ብዝምልከት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና፥ ኢትዮጵያ ብዓወት ዝዛዘመቶ ምርጫ ብዝምልከት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፋ። እታ ሃገር ብኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢኣ ሊያን ዣኦ ኣቢላ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘመሓላለፈቶ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ዘካየደቶ ምርጫ ብዓወት ምዝዛማ…