ንዕዉት ስራሕ ግድብናን ሉኣላውነት ሃገርናን ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ተሓባቢርና ንንቀሳቐሰሉ ታሪኻዊ እዋን ኢና ንርከብ – ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ህንፀት ዓበዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝተጀመረሉ 10ይ ዓመት በዓል ኣመልኪቶም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡
ኣብ መልእኽቶም ድማ “ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ውጥን…