ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮጀክት ኮይሻ ጎብኒዮም Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሺመልስ ኣብዲሳን ካብ መንጎ ሃገራዊ ፕሮጀክትታት ሓደ ዝኾነ ፕሮጀክት ኮይሻ ጎብኒዮም። ብተወሳኺ ኣብ ከተማ ጂማ ዝተሰርሑ ፕሮጀክቲታት ልምዓት እውን ተዓዚቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምስራት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ሃፍቱ ብግቡ ንኽጥቀም ኣኽኢሉ ኢዩ – ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልል Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓታት ዞባ እናተውሃበ ዝነበረ ስልጠና መዕበዪ ዓቕሚ ተዛዚሙ። ኣብ መጠቓለሊ እቲ ስልጠና ተረኺቦም መብርሂ ዘሃቡ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልል ኣይተ ይስሃቕ ኣብዱልቃድር፥ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ብፍላይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ረቂቕ ሕጊ ስነ-ስርዓት ገበንን መረዳእታን ብመንፅር ሰብኣዊ መሰላት ክመሓየሽ ይግባእ – ኢሰማኮ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትጵያ (ኢሰመኮ) ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረቡ ብዙሓት ብዙሓት ድንጋገታት ረቀቕቲ ሕጊ ስነ-ስርዓት ገበንን መረዳእታን ብመንፅር መምርሒታት ሰብኣዊ መሰላት ክመሓየሹ ከምዝግባእ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሱዳን ኣብ ከባቢ ዶብ ትገብሮ ዘይሕጋዊ ምንቅስቃስ ትቕፅለሉ ኣላ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣4 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን ኣብ ከባቢ ዶብ ትገብሮ ዘይሕጋዊ ምንቅስቃስ ትቕፅለሉ ከምዘላ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። እቶም ኣቀባሊ ቃል ኣብ ፖለቲካዊ ኢኮኖሚያዊን ኢትዮጵያ ከምኡ እውን ዓበይቲ ክንውናት እዚ ሰሙን ኣመልኪቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መረፃ ንምስታፍ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው እናሰርሑ ከምዝኾኑ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝቕፅል ሃገራዊ መረፃ ንምስታፍ ብዙሓት ስራሕቲ ቅድመ ምድላው እናሰርሑ ከምዝኾኑ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሊጦም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣመራርሓታት ፓርቲ ህዝባዊ ኣቢዮታዊ ኢትዮጵያ (ኢሃፓ)፣ ባልደራስ ንሓቀኛ ዴሞክራሲያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ትግራይ መሊስካ ንምጥያሽ መርሃ ግብሪ ተሓንፂፁ ናብ ተግባር ከምዝተኣተወ ም/ቀ/ሚኒስትር ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝወሰዶ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ምዝዛሙ ስዒቡ ቅልጡፍ መርሃ ግብሪ መሊስካ ምጥያሽ ተሓንፂፁ ናብ ተግባር ከምዝተኣተወ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ተዛሪቦም። ኣብ ቀረባ እዋን ካብ…
ቢዝነስ ኣብ መኣዲ ንሃገር ንምስታፍ ገንዘብ ኣታዊ ንዝገበሩን ዘፍለጡን ትካላት ሻውዓይ ዙር ምስጋና ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ መኣዲ ንሃገር ንምስታፍ ገንዘብ ኣታዊ ብምግባር ብፅሒት ባንኪ ብምልኣኽ ንዘፍለጡ ትካላት ሻውዓይ ዙር ምስጋና ኣቕሪቡ። ብመሰረት እዚ፦ ትካል ኣገልግሎት ሎጅስቲክስ ባሕር ትራንስፖርት ኢትዮጵያ - 30 ሚሊየን ብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ሰርዓት ቀብሪ ግንባር ማይፀብሪን ቅርቃርን ብምምራሕ ዓወት ዝሓፈሱ ኮሌኔል ኣለምነው ሞላ ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ሰርዓት ቀብሪ ግንባር ማይፀብሪን ቅርቃርን ብምምራሕ ዓወት ዝሓፈሱ ምክትል ኣዛዚ መበል 33 ክፍለ ሰራዊት ኮሌኔል ኣለምነው ሞላ ተፈፂሙ። ኣብ ታሪኽ ህይወቶም ከምዝተገለፀ፥ ግንባር ማይፀብሪ ብምምራሕን እቲ ከባቢ ካብ ጁንታ ነፃ ብምግባርን ወፍሪ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 300 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 599 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 300 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 128 ሺሕን 616…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣመራርሓ ዞባ መተከል ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ክልልን ዞባ መተከል ንኣመራርሓ ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ይወሃብ ኣሎ። ዓለም ለኻዊ፣ አህጉራዊ፣ ሀገራዊን ክልላዊን ትሕዝቶ ዘለዎን ብቪዲዮ ተቐሪፁ ዝቐረበ መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ እውን ነቶም ሰልጠንቲ…