ብሔራዊ ኮሚቴ ማክሮ ኢኮኖሚ ኮሚቴ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢኮኖሚ ብምድሃብ መግለፂ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2013 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ብሔራዊ ኮሚቴ ማክሮ ኢኮኖሚ ኮሚቴ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መግለፂ ሂቡ።
እቲ ኮሚቴ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኣብ ሃገርና ዘለዉ ፀገማት ዝተሓላለኹን ዝተኣሳሰሩን ኢዮም ኢሉ።
ምስ ፖለቲካ፣ ኢኮኖሚ፣ ዲፕሎማሲን ማሕበራዊን ዛዕባታት ጥቡቕ…