Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣስመራ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣስመራ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣስመራ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከካይዱ ኢዮም። ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ክልቲኣውን ቀጠናውን ዛዕባታት ብምድሃብ ክዛዩ ኢዮም ተባሂሉ። ብቀዳማይ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ንግዲ ሕጊ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ንግዲ ሕጊ ኣፅዲቑ። እቲ ኣዋጅ ን62 ዓመታት ኣብ ስራሕ ዝነበረ እንትኸውን፥ ካብ 1979 ዓ.ም ጀሚሩ እናተመሓየሸ ዝመፅአ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብቲ ኣዋጅ ዝነበሩ 825 ዓንቀፃት ከምዝተመሓየሹ ተገሊፁ። እቲ…

ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ንዘለዎ ስትራቴጂካዊ ርክብ ፍሉይ ቦታ ከምዝህብ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ንዘለዎ ስትራቴጂካዊ ርክብ ፍሉይ ቦታ ከምዝህብ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ሽርክና ሕብረት ኣውሮፓ ዩታኧርፕላይነን ምስ ኮሚሽነር ምምሕዳር ቅልውላው እቲ ሕብረት ያኔስ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰን ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን ኣድሂቦም ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ኣምባሳደር ዶናልድ ቡዝ ዝተመርሐ ልኹ ተዛቲዮም። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ፥ ኣብ ጉዳይ ሰለስተኣዊ ድርደድር ግድብ…

ኣፍሪካን ሩሲያን ባህላዊ ርክበን ዳግም ብምህናፅ ሕውነተን ከጠናኽራ ይግባእ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካን ሩሲያን ባህላዊ ርክበን ዳግም ብምህናፅ ሕውነተን ከጠናኽራ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር “ባህሊ ሩሲያ ኣፍሪካ ዳግም ምህናፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል ብኢንተርኔት ኣብ…

ኢትዮጵያ ነጠብጣብ ንጥረ ነገር ብነፋሪት ብምንዛሕ ደበና ከምዘዝነበት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ሕፅረት ዝናብን ማይ ከርሰ ምድሪን ንምታሕ ጎዳጎዲ ካብ ምኹዓት ጀሚሩ ክሳብ ደበና ምዝናብ ዝበፅሕ ዝተፈላለዩ ኣማራፅታት ከምዝጥቀማ ሚኒስቴር ኢንፎርሜሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። ደበና ምዝናብ ዝተለመደ ርካቦት ሳይንስ ምዃኑ ብምግላፅ፥…

ኣምባሳደር ሙሉ ሰለሞን ንኣባላት ፓርላማ ጀርመን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መብርሂ ሂበን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጀርመን ሙሉ ሰለሞን ንኣባላት ኮሚቴ ምትሕብባር ኢኮኖሚን ልምዓትን ፓርላማ ጀርመን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መብርሂ ሂበን። እተን ኣምባሳደር ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ፣ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ…

ዶ/ር ሊያ ታደሰ እዋናዊ ኩነታት ኮቪድ 19 ብዝምልከት ምስ ኣቦታት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ እዋናዊ ኩነታት ኮቪድ 19 ብዝምልከት ምስ ኣቦታት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ተዛቲየን ኮቪድ 19 ከም ሃገር ዝኸፍአ ጉድኣት የብፅሕ ከምዘሎ ብምግላፅ፥ ብፍላይ ቁፅሪ ብፅኑዕ ዝሓመሙ ሰባት ብምውስኹ እዛ ሃገር ብፅኑዕ…

ቀዳማይ ጉባኤ ኢንቨሰትመንት ትራንስፖርት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ጉባኤ ኢንቨሰትመንት ትራንስፖርት ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ኢትዮጵያ ንመጀመሪያ ግዘ ዝካየድ ዘሎ እንትኸውን፥ ሚኒስቴር ትራንስፖረት ምስ ዘዳለዎ መሪሕ ትልሚ 10 ዓመት ብምጥዕዓም ዝካየድ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ጉባኤ ፕሬዚዳንት…

ቦርድ መረፃ መመዝገቢ ናውቲ መረፃ ናብ ክልላት መረፃ ምክፍፋል ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ቦርድ መረፃ መመዝገቢ ናውቲ መረፃ ናብ ክልላት መረፃ ምክፍፋል ምጅማሩ ገሊፁ። እቲ ቦርድ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኣብ ኩለን ክልላት መረፃ ምዝገባ ዝግበረሎም ናውቲ ዝሓዙ ሰማያዊ ሳንዱቓት ምጉዕዓዝ ጀሚሩ ኣሎ። ብመሰረት እዚ…