ኣይተ ኣባይ ወልዱን ዶ/ር ኣብርሃም ተኸስተን ኣብ ቁፅፅር እንትውዕሉ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት መከላኸሊ ስጉምቲ ክውሰደሉ ዝገበሩ ስጉምቲ ተወሲዱሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ዐዓባይ ወልዱን ዶ/ር ኣብርሃም ተኸስተን ኣብ ቁፅፅር እንትውዕሉ ሃገር ንምብትታን ሃቂኖም ኣብ ልዕሊ ሰራዊት መከላኸሊ ስጉምቲ ክውሰደሉ ዝገበሩ ኣመራርሓ እቲ ጁንታ ስጉምቲ ተወሲዱሎም።
ካብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምኽዳዕ ተግባር ተዋፊሮም…