Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ጀርመን ፍራንክ ስታይንማየር ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ጀርመን ፍራንክ ስታይንማየር ብስልኪ ተዛቲየን። እቶም መራሕቲ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ተላዚቦም። ብተወሳኺ ለበዳ ኮቪድ 19፣ ክልቲኣዊ ግዳይ ብዝምልከት ከምዝተዛተዩ ተገሊፁ።…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር  ጉዳያት ወፃእን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ መበል 986 ዘተ ቤት ፅሕፈት ኣለዋ ፀፅታን ሰላምን ሕብረት ኣፍሪካ ተሳቲፎም። ኣይተ ደመቀ ኣብቲ ብኢንተርኔት ዝተገበረ ዘተ፥ ኣፍሪካ ኣብ ዓለም ሰላም ንክነግስ ግደኣ…

ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ቀፃሊ ብዛዕባ ዝህልዎም ምትሕብባር ብዝምልከት ተዛዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ቀፃሊ ብዛዕባ ዝህልዎም ምትሕብባር ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ ተዛዮም። እቲ ዘተ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2ዐ21- 2ዐ27 ኢትዮጵያን እቲ ሕብረትን ብዛዕባ ዝህልወን ምትሕብባር ኣመልኪቱ ዝተሰናድአ ሰነድ ኢዩ።…

ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት መጥቃዕቲ ኣብ ዘብፅሑ ዘለዉ ዕጡቓት ዝውሰድ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ-ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት መጥቃዕቲ ኣብ ዘብፅሑ ዘለዉ ዕጡቓት ዝውሰድ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ይቕፅል ከምዘሎ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት በዝበፅሑ ዘለዉ መጥቃዕቲታት ብዙሓት…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዲጂታል ቴክኖሎጂ ንኹሉ ዝሓቖፈን ተበፃሒን ንክኸውን ሃገራት ብዕቱብ ንክሰርሓ ፃውዒት ኣቕሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ዲጂታል ቴክኖሎጂ ንኹሉ ዝሓቖፈን ተበፃሒን ንክኸወን ሃገራት ብዕቱብ ንክሰርሓ ፃውዒት ኣቕሪበን። እተን ፕሬዚዳነት ነዚ ዝበላ፥ “ሓቛፊነት ዲጂታል” ኣብ ዝብል ዘድሃበ ዘተ ብኢንተርኔት ኣብ ዝተኻየደ ዘተ ኢየን።…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ዩ ኤን ኤድስ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013(ኤፍቢሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ዩ ኤን ኤድስ ተዛቲየን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ጉዳይ ኤች ኣይ ቪ ኤድስ ምስ ዝሰርሕ ኣካል ውድብ ሕቡራት መንግስታት /ዩኤንኤድስ/ ዋና ፈፃሚት ዋኒ ቢያንዩማን ኢየት ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአን ድማ…

ናብ ክፍሊ ፅኑዕ ሕክምና ዘኣትዉ ዜጋታት ቁፅሪ ምውሳኹ ስዒቡ ሕፅት መተንፈሲ መሳርሒ ኣዚዩ መተሓሳሳቢ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ብሕማም ቫይረስኮሮና ተታሒዞም ናብ ክፍሊ ፅኑዕ ሕክምና ዘኣትዉ ዜጋታት ቁፅሪ ምውሳኹ ስዒቡ ሕፅት መተንፈሲ መሳርሒ ኣዚዩ መተሓሳሳቢ ከምዝኾን ሓለፍቲ ማእኸላት ሕክምና ኮሮና ተዛሪቦም። ካብ ሕፅረት መሳርሒታት ሓሊፉ ድማ ዘለዉ መለዋወጢ ኣቑሑት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒሰስትር፥ ንህዝቢን መንግስቲን ታንዛኒያ ምፅንዕናዕ ተመኒዮም፡፡ ጆን ማጉፉሊ ትማሊ ለይቲ ህይወቶም ከምዘሓለፈ ምክትል ፕሬዚዳንት እታ ሃገር…

ክርክር ምርጫ ንምግባር ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ሓዊሱ 11 ትካላት ተሓሪየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክርክር ምርጫ ንምግባር ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ሓዊሱ 11 ትካላት ከምዝተሓረያ ብሄራዊ ቦረድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ፦ 1 ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት 2 ቴሌቪዥን ኣሃዱ 3 ኦሮሚያ ብሮድካስቲንግ ኔትዎርክ 4…

ናይ እኒ ሜጀር ጄኔራል ገብረመድህን ሕቶ ውሕስነት ውድቂ ብምግባር ናብ ቤት ህንፀት ቃሊቲ ንክወርዱ ትእዛዝ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ እኒ ሜጀር ጄኔራል ገብረመድህን  ፍቃዴ ሕቶ ውሕስነት ውድቂ ብምግባር ናብ ቤት ህንፀት ቃሊቲ ንክወርዱ ትእዛዝ ተዋሂቡ። እቲ ትእዛዝ ብላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ልደታ ምድብ ሳልሳይ መጋባእያ ጉዳያት ፀረ ሽብርን ሕገ መንግስቲን ኢዩ ተዋሂቡ።…