ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ብሴናተር ክሪስ ኩንስ ምስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣሜሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ጉጅለ ልኡኽ ኣሜሪካ ሴናተር ክሪስ ኩንስ ዝገበርዎ ዘተ ሃናፃይ ከምዝኾነ ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስትር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። ኣፍቲ ዘተ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ስብሓት ነጋን ዶ/ር ኣዲስ ኣለም ባሌማን ሓዊሱ ካልኦት ተጠርጠርቲ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ስብሓት ነጋ፣ ዶክተር ኣዲስ ኣለም ባሌማን ኣምባሳደር ኣባይ ወልዱን ሓዊሱ ካልኦት ተጠርጠርቲ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። እቶም ተጠርጠርቲ ናብ ቤት ፍርዲ ዘቕረቦም ቤት ህንፀት ኣዲስ ኣበባ እንትኸውን፥ ተጠርጠርቲ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓመታት ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን 14 ነጥቢ 98 ቢሊየን ብር ካብ ህዝቢ ከምዝተኣከበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓመታት ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን 14 ነጥቢ 98 ቢሊየን ብር ካብ ህዝቢ ከምዝተኣከበ ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ኣተሓባባሪ ህዝባዊ ተሳትፎ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ገሊፁ። እቲ ግድብ ዝተጀመረሉ መበል 10 ዓመት ኣመልኪቱ ካባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓታት ብሄራዊ ሰራዊት ምክልኻል ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓታት ብሄራዊ ሰራዊት ምክልኻል ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ከምዝተኻየደ ኢዩ፡፡ ኣብ እዋን እቲ ዘተ፥ ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሱዳን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን መንግስቲ ኣብ ትግራይ ዝወሰዶ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ዝድግፍ ሰልፊ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን መንግስቲ ኣብ ትግራይ ዝወሰዶ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ዝድግፍ ሰልፊ ኣካይዶም። ንሃገሮም ልኣላውነትን ሓድነትን ኣብ ጎኒ መንግስቲ ከምዝኾኑ እውን ገሊፆም። እቲ ሰልፊ፥ ''ንሃገርና …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ልምዓት ሓሳብ ብምፍልፋል ኢትዮጵያ ብልምዓት ምቕያር ይከኣል ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ ልምዓት ሓሳብ ብምፍልፋል ኢትዮጵያ ብልምዓት ምቕያር ይከኣል ኢዩ ክብሉ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ወንጪ ዝህነፅ ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ብዕሊ ሎሚ መዓልቲ ኣጀሚሮም። "ከባቢታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንሓዳሽ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ መልእኽቲ ደገፍ ኣመሓላሊፈን Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ንሓዳሽ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ መልእኽቲ ደገፍ ኣመሓላሊፈን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እተን ሓዳሽ ፕሬዚዳንት ናብ ስልጣን ምምፅአን ንሃገረን ጥራሕ ዘይኮነስ ነቲ ቀጠና ኢሉውን ንኣፍሪካ ዘለዎ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ 19 ብዝተሃቀነሉን ዝተዋደደን መልክዑ ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ 19 ብዝተሃቀነሉን ዝተዋደደን መልክዑ እናተውሃበ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቲ ክታበት ብዝተሃቀነሉ መሰረት ኣብ መላእ ሃገር ብዕዉት ኩነታት ምሃብ ከምዝቐፀለ እውን ገሊፁ፡፡ ክሳብ ሕዚ ብዙሓት ሰብ ሞያታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ምስ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንዝተሓባበሩ ኣካላት ናይ መወዳእታ መተሓሳሰቢ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ምስ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንዝተሓባበሩ ኣካላት ናይ መወዳእታ መተሓሳሰቢ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። ሕገ መንግስቲን ካልኦት መሰረታዊ ሕጊታት እዛ ሃገርን ብምጥሓስ ኣብ ህወሓት ልዕልነት ዝሓዘ ጉጅለ፣ ኩርዓት ሃገር ኣብ ልዕሊ ዝኾነ ሰራዊት…
ቢዝነስ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ክሊ ፓርክታት ኢንዱስትሪ መቐለ ምስ ተወከልቲ ኤች ኤንድ ኤም ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ክሊ ፓርክታት ኢንዱስትሪ መቐለ ምስ ተወከልቲ ኤች ኤንድ ኤም ተዛቲዩ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ሳንዶካን ደበበ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምስ እቶም ተወከልቲ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣብ ፓርክታት…