Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ህፁፅ ግዘን ንሆስፒታላት ዝውዕል ምግቢን ኣቑሑት ሕክምናን ብሓገዝ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ምስ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ። እቲ ኮሚቴ ኣብ መቐለ፣ አዓብደል ራፊዕ፣ ዓዲግራትን ሽሬ እንዳስላሰን ንዝርከቡ…

ኣብ ትግራይ ንዝተፈጠረ ሰብኣዊ ቀውሲ ተሓታቲ ህወሓት ኢዩ-ፕሮግራም ሰነድ ልምዓት ውሕመ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንዝተፈጠረ ሰብኣዊ ቀውሲ ሓላፍነት ክወስድ ዝግበኦ እቲ ክልል ዝመርሕ ዝነበረ ህወሓት ከምዝኾነ ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንዋና ፀሓፊ እቲ ትካል ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኣብ ዝፀሓፎ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ፅሑፍ ዕላዊ ዝገበሮ…

ኣብ ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድዝመፅ ቀዳም ምሃብ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድዝመፅ ቀዳም 4 መጋቢት 2013 ዓ.ም ምሃብ ከምዝጅመር ሚኒስቴር ጥዕኛ ኣፍሊጡ። እቲ ክታበት ኣብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ዝተረኸቡሉ ከምዝወሃብ እቲ ሚኒስቴር…

ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ሓገዝ 137 ነጥቢ 35 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ሓገዝ 137 ነጥቢ 35 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም። ዝቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ወይዘሪት ያስሂን ወሃብራቢን ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኦስማን ዲዮን ተፈራሪሞምዎ። ዓለም ለኸ ምሕዝነት…

ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሊንዳ ቶማስ ግሪንፊልድ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ትኹረት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ንቤት ምኽሪ ሰላምን ድሕንነትን ሕብረት ኣፍሪካ መብርሂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ንቤት ምኽሪ ሰላምን ድሕንነትን ሕብረት ኣፍሪካ መብርሂ ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ቅድሚ ለውጢ ዝተፈጠረ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኣረዲኦም። ነቲ ህዝባዊ ምንቅሳቓስ ስዒቡ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ቀጠናዊን ዛዕባ ትኹረት ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቶም መራሕቲ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ናብ…

ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን “ሓድነት ንኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ግዝኣታት ዋሸንግተን ዲሲን ኒውዮርክን ሰላማዊ ሰልፊ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን “ሓድነት ንኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ግዝኣታት ዋሸንግተን ዲሲን ኒውዮርክን ሰላማዊ ሰልፊ ከምዝካየድ ኣብ ኣሜሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ገሊፆም። “ኣብ ወፃኢ ሃገራት ዝንዝሑ ናይ ሕሶት ፕሮፓጋንዳታት ምስሊ ኢትዮጵያ…

ኣብ ክልል ትግራይ 5 ፋብሪካታት ብሙሉእ ዓቕመን ስራሕ ጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣካብነት ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ዝምራሕ ኮሚቴ ሚኒስትራት ብሄራዊ ማእኸል መተሓባበሪ ሃንደበታዊ ሓደጋ ሰብሳቢነት የሚመራው ኣኼባ ኣካይዱ፡፡ ኣብቲ ኣኼባ ኣባል ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት እቲ ኮሚቴ ኣብ ክልል ትግራይን ዞባ መተከልን…

ኣይተ ስብሓት ነጋ ሓዊሱ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ተጠርጠርቲ ግቡእ ብዝኾነ መገዲ እናተኣናገዱ ምዃኖም ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ እዋናዊ ኩነታት ክልል ትግራይ ተተሓሒዙ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ተጠርጠርቲ ግቡእ ብዝኾነ መገዲ እናተኣናገዱ ምዃኖም ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ዶክተር ዳንኤል በቀለን ላዕለዎት ሰብ…