Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ቀ/ሚ ኣቢይ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ሓበሬታ ምልውዋጥ ትኹረት ኣብ ዝገበረ ኣኼባ ተሳቲፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ሓበሬታ ምልውዋጥ ትኹረት ኣብ ዝገበረ ኣኼባ ተሳቲፎም። እቲ ኣኼባ ብቬርቺዋል ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ብፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን  ፌሊክስ ሺሴኬዲ  …

ካብ ጣቢያታት ዝተኣከበ ድምፂ ናይ ምድማር ስራሕ ይስራሕ ኣሎ – ወይዘሪት ብርቱካን ሚደቅሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣብዝሓ ክልላት ምርጫ ኢትዮጵያ ካብ ጣቢያታት ዝተኣከበ ድምፂ ናይ ምድማር ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣካቢት እቲ ቦርድ ብርቱካን ሚደቅሳ ሎሚ መዓልቲ ብዛብባ እዚ መግለፂ ሂበን። እተን ኣካቢት፥ ኣብ  …

ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ቦታታት ዝተቖፃፀረ ብምምሳል ዘጋወሖ ፕሮፓጋንዳ ሓሶት ኢዩ – ሚኒስቴር ምክልኻል

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰላምን ፀፅታን 6ይ ሃገራዊ መረፃ ብዝብል እቲ ሰራዊት ናብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ምውፋሩ ስዒቡ ተረፍ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ቦታታት ዝተቖፃፀር ብምምሳል ዘጋወሖ ፕሮፓጋንዳ ሓሶት ከምዝኾነ ሚኒስቴር ምክልኻል ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ሎሚ መዓል…

ኣብ ስዑዲ ዝርከቡ ዜጋታት እንተነኣሰ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙናት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑዲ ዝርከቡ ዜጋታት እንተነኣሰ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙናት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ…

ኣበ ድርድር ግድብ ህዳሰ ሓበራዊ ተረባሕነት ብዝሓለወ መገዲ ንኽካየድ ኣባላት “ብላክ ኮከስ” ኣሜሪካ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ድርድር ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሓበራዊ ተረባሕነት መሰረት ብዝገበረ መገዲ ንኽካየድ ኣባላት “ብላክ ኮከስ” ኣሜሪካ ሓቲቶም። ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ጉዳይ እቲ ግድብ፥ ሕዚ እውን ኣብ ሓበራዊ ተረባሕነትን ምትሕብባርን ዝተመርኮሰ…

ብኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ከተማ በርበራ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ሶማሌላንድ፣ ከተማ በርበራ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ  ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ሓዊሱ ሚኒስተር ትራንስፖርት ዳግማዊ ሞገስን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ…

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ከይዲ መረፃ ገምጊሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ከይዲ መረፃ ምግምጋሙ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቲ ግምገማ፥ ኣብ ምድላው ቅድመ መረፃ፣ እዋን መረፃ፣ ተሳትፎ ህዝቢን ብሓፈሻ ከይዲ እቲ መረፃን ዘድሃበ ከምዝነበረ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌ ላቭሮቭ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሩሲያን ዘሎ ክልተኣዊ ርክብን ካልኦት ጉዳያትን ዘድሃበ ከምዝኾነ ኣምባሳደር…

ኣብ ትግራይ ንፀገም ዝተቓልዓ ደቂ ኣንስትዮ ሓገዝ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንፀገም ዝተቓልዓ ደቂ ኣንስትዮ ሓገዝ ገንዘብን ሕክምናን እናተገበረ ከምዝኾነ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ። ኣቐባሊት ቃል እቲ ምምሕዳር ዶክተር ኣደዳ ሃይለስላሰ፥ እቲ ሓገዝ ብመንግስቲ ዝተገበረ ከምዝኾነ ተዛሪበን፡፡…

6ይ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም ተዛዚሙ – ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ እቲ መረፃ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ተዛሪቦም። ኣብ ዝተወሰኑ ከባቢታት ከይዲ መረፃ ንምትዕንቓፍ ፈተነ…