ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፍልይቲ ተወካሊት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ውሽጢ ቀጠና ዘለዉ ህፃናት ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ መልእኽተኛ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣጽቀስላሴ ምስ ፍልይቲ ተወካሊት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቨርጂኒያ ጋምባ ኣብ ውሽጢ ቀጠና ዘለዉ ህፃናት ተዛቲዮም።
ኣብ እዋን እቲ ዘተ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ…